ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ‹‹ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን ቺን ኣብ ቤተ መንግስቶም ንክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ድሕሪ እቲ ስነ ስርዓቱ ክልቲኦም መራሕቲን ጉጅለ ልኡኾምን ክልተኣዊ ዘተ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ብክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫት ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ይርከቡ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣተሓሳስባ ተሓጋዛይነት ብምውጋድ ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫትን ስራሕቲ ለውጢን ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ “ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ህንፀት ሰላምን ጎንፂታት ምክልኻልን ከምዝድግፍ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ምስ ልኡኽ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣኼባ ከተማታት ፌደሬሽን ዓለም ትሳተፍ ኣላ mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ኣባል ዝኾነትሉ ኣብ ከተማታት ፌደሬሽን ዓለም 2025 ዓ.ም.ፈ ዓመታዊ ኣኼባ ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ኣኼባ እናተኻየደ ዝርከብ ኣብ ቻይና ሆንግ ኮንግ ከተማ እዩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣ ሓላፊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ዕቋር ባንኪታት ከምዘዕበየ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢን ዓቕሚ ዕቋርን ባንኪታት ከምዘዕበየ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም፡፡ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዕዉት ሃገራዊ ለውጢ ፖሊሲ ከምዝኾነ ዝገለፁ ኣይተ ኣቤ÷ ዕዳጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት:- 1.ሓገዚ ኮሚሸነር ኣበበ ውቤ፤ ምክትል ሓላፊ ኮሚሽነር ዘፈር ምክልኻል ገበን ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል 2.ሓገዚ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 10 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017/18 ዓ.ም ዘበን ፍርያት እታዎት ዝኸውን ልዕሊ 10 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ምጉዕዓዙ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ንፍርያት እቲ ዘበን 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ወይ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ሃረር ኣባል ፌደሬሽን ከተማታት ቱሪዝም ዓለም ኮይና mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከተማ ሃረር ኣባል ፌደሬሽን ከተማታ ቱሪዝም ዓለም ንምዃን ዘቕረበቶ ሕጊ ኣብ ሆንግ ኮንግ ዝተኻየደ÷ ኣኼባ እቲ ፌዴሬሽን ተቐባሊነት ምርካባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ…
ቢዝነስ መድሕን ፈንድ ተቐማጢ ገንዘብ 5 ነጥቢ 89 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 5 ነጥቢ 89 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ መድሕን ፈንድ ተቐማጢ ገንዘበ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ደሳለኝ ኣምባው (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ እቲ ትካል ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ዓውዲ…