ኢትዮጵያን ቤላሩስን ኣብ ዓውዲታት ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቤላሩስ ማክሲም ሪዚሄንኮቭ ኣብ ክልተኣዊ ማዕቀፍ ስራሕ ብምጥማት ዘቲየን፡፡
እቲ ክልተኣዊ ማዕቐፍ ስራሕ፤ ኣብ ዓውዲታት ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል…