ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕዳ ኣብ እፎይታ ስምምዕነት ተበፂሑ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ኢትዮጵያ እናተገበረ ብዝነበረ ድርድር ብብርኪ መምርሒ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕዳ ኣብ እፎይታ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝገለፁ፤ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ሳልሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኢትዮጵያ ኣብ ኮንፈረንስ ቱሪዝም ልዑል ውፅኢት ኣመዝጊባ – ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኢትዮጵያ ኣብ ኮንፈረንስ ቱሪዝም ልዑል ውፅኢት ከምዘመዝገበት ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። ትማሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ 4 ኪሎ ዘሎ መገዲ ብሓደ ኣንፈት ስለዝተገበረ ኣሽከርከርቲ ጥንቃቄ ንኽገብሩ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ 4 ኪሎ ዘሎ መገዲ በዓል ክልተ ኣንፈት ዝነበረ መገዲ ብሓደ ኣንፈት ክኸውን ስለዝተገበረ ኣሽከርከርቲ ብደምቢ ምትሕልላፍ ከይቕፅዑ ጥንቃቄ ንኽገብሩ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቲ መገዲ በዓል ሓደ ኣንፈት ክኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ታደሰ ወረደ ምስ ኣማራርሓን ተወከልትን ማሕበረሰብ ንግዲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ማሕለኻታትን ፀገማትን ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ኣመልኪቶም ምስ ኣማራርሓን ተወከልትን እቲ ማሕበረሰብ ተዛቲዮም። ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ዘለውዎም ቁልፊ ፀገማትን…
ስፓርት ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ስሑል ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ስሑል ሽረን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ኣብ ምውራድ ሓደጋ ዝርከባ ክልቲአን ጋንታታ ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ ጥዑመልሳን ሃ/ሚካኤል ንስሑል ሽረ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሆሳእና ብድምቀት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሆሳእና ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። እቲ በዓል ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳ ወፃኢ ምስ ጂዲፒ ዘለዎ ቁጠባዊ ናብ 13 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓድሽ ኣሰራርሓ ሸርፊ ወፃኢ ምዝርግሑ ናብ ወፃኢ ዝልኣኽ ሸርፊ ወፃኢ ንኽውስኽ ብምግባር ሃገርና ዕቑር ሸርፊ ወፃኢ ኽውስኽ ምኽኣሉ ተገሊፁ። ሎሚ ንግሆ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝሓለፉ ትሽዓት ኣዋርሕ ምክያድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝተፈላለዩ ሹመት ሂቦም mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት፦ 1.ኣይተ ያሲን ኣብዱላሂ :- ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል ወይዘሮ ነባት መሓመድ :- ምክትል ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል ዶ/ር ኣብዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀረ-ደባይ ውግእ ብዓወት ንምዝዛም ስትራቴጂያዊን ነቲ ዓውዲ ዝረድእን ኣመራርሓ ምህናፅ ይግባእ- ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘይስሩዕ ኩናትን ፀረ-ደባይን ንምኽያድ ስትራቴጂካዊን ነቲ ዓውዲ ዝረድእን ኣመራርሓ ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ኣዛዚ እዚ ኮማንደርን ኣየር ወለድን ሌ/ጄ ሹማ አብደታ ኣገንዚኖም፡፡ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ ኣብ ኮሌጅ ምክልኻል ዋር ሳልሳይ ዙር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብምትጋህን ብምልፋዕናን ዝረኣይን ዝጭበጥን ውፅኢት ኣመዝጊብና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ዓወታት ከይተዘናጋዕና ንልዑል ውፅኢት ክንተግህ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣባላት ካቢኔን ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ይካየድ…