ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኔስኮ ሓድጊታ ሓሊኻ ንምፅናሕ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ዓለም ለኸ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ሓሊኻ ንምፅናሕ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ፡፡ ተወካሊ ዩኔስኮ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢትዮጵያ ሪታ ቢሶናውት (ዶ/ር)÷ ኢትዮጵያ ብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንእትገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ዴንማርክ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዴንማርክ ኢትዮጵያ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንእትገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሱኔ ክሮግስትሩፕ ገሊፆም። ኣምባሳደር ሱኔ ክሮግስትሩፕ ብፍሉይ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ዴንማርክ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታትን ጉጅለ ምርመራ ገበን ብምጥያሽ ብሓባር ንምስራሕ ዘትዮም mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ጉጅለ ምርመራ ገበን ፖሊስ ዱባይ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ኣብ ጉዳይ ምርመራ ገበን ተዛትዮም፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ÷ ኣብ ዱባይ ገበን ፈፂሞም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ስዓቡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኢትዮጵያን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ እዮም-ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ ምዃኖም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ዙር ስልጠና ዲፕሎማሰኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ 6ይ ዙር ስልጠና ዲፕሎማሰኛታት ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ሓዊሱ ንካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡ እቲ ስልጠና ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ከይዲ ምምሃርን ምስትምሃርን ቴክኖሎጂ መሰረት ክገብራ ኣንፈት ተቐሚጡ Desta Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ከይዲ ምምሃርን ምስትምሃርን ቴክኖሎጂ መሰረት ዝገበራ ንክኾና ኣንፈት ምቕማጡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ ኮራ ጡሽኔ ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ ላዕለዎት ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልምምድ ስራሕ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 14 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ምግባር ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብ3ይ ዙር ልምምድ ስራሕ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 14 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ቢሮ ስራሕን ክእለትን እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምውፋር ስራሕ እቲ ቢሮ ሰብሃዲን ሱልጣን÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ካብ ቀዳም ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምክክር መድረኽ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝቕፅል ቀዳም ጀሚሩ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 27 መጋቢት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ዘተ ንምክያድ ምድላው እናገበረ ከምዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ማዕርነትን ምክእኣልን ሃይማኖት ምዕሳሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም Desta Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ሙስሊም ንብዙሕ ዓመታት ከልዕልዎ ዝፀንሑ ጉዳይ ናፅነት ሃይማኖት ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምላሽ ምርካቦም ገሊፆም፡፡ በዙይ ድማ ኣብ ሃገርና ናፅነትን ምክእኣልን ሃይማኖት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌደራል እቲ በዓል ብሰላም ተኸቢሩ ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ተኸተልቲ እምነት እስልምናን…