ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅማ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ዒድ ሶላት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ብቅድስት ኣባተ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ “ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ን1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ እቲ በዓል ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዮሱፍ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ መንፈስ ረመዳን ኣብ ኣፍሪካ ኢሉውን ዓለም ሰላም፣ ፍትሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪታት ዒድ ኣል ፈጥር ንህንፀት ሃገር ኣድለይቲ ኢዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክብሪታት ዒድ ኣል ፈጥር ንህንፀት ሃገር ኣድለይቲ ኢዮም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 ዓ ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ዒድ ኣል ፈጥር” ፆመ ረመዳን መዛዘሚ በዓል ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ21 መጋቢት 2917 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብ፥እግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ናይ ፖለቲካ ሓሳብ ዘለዎ ጉጅለ ብሰለማዊ መገዲ ኣብ መድረኽ ፖለቲካ ንክወዳደር ዘኽእል በሪ ክፍቲ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ን150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ገይሩ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዲስትሪክት መቐለ ኣብ መቐለን ከባቢኣን ንዝነብሩ 150 ዝተፀገሙ ወገናት ንበዓል ዒድ ኣልፈጥር መውዓሊ ሓገዝ ስነ ስርዓት ምክፋል መኣዲ( ሰደቃ) ገይሩ። ፕሬዝደንት ጉዳያት እስልምና ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓብደልቃድር፥ እዚ…