ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ክታበት መከላኸሊ ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንልዕል 990 ሺሕ ክፋላት ማሕበረሰብ ተበፃሒ ዝገብር ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ነቲ ክትባት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን፥ ለበዳ ሕማም ኮሌራ ኣብ ዘጋጠመሎም ወረዳታት ጊዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዒድ ኣልፈጥር እንትኽበር ንዝተፀገሙ ብምሕጋዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ኢድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናት ትምኒት ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር ኣስተምህሮት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ ኣካዳሚ ማሪታይምስ ንምኽፋት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ ኣካዳሚ ማሪታይምስ ንምኽፋት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ባሕረኛታት ኣሰልጢኑ ንዕዳጋ ዓለም ንምቕራብን ተወሳኺ ዕድል ስራሕ ንምፍጣርን ዝዓለመ ኢዩ። ኣብቲ…
ስፓርት ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፉልሃም ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ብራይተን ምስ ኖቲንግሃም ክጋጠማ ኢየን። ሰዓት 9፡15 ድሕሪ ቀትሪ ፉልሀም ኣም ሜድኡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ማይናማር ብሰንኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 1 ሺሕ ሓሊፉ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ኣብ ማይናማር ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት በዝሒ ዝሞሩ ልዕሊ 1 ሺሕ ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡ ትማሊ ኣብ ማይናማር ብሬክታር ስኬል ልዕሊ 7 ነጥቢ 7 ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ዘጋጠመ እንትኾን÷ ኣብ ትሕቲ ፍርስራስ ዝተረፉ ሰባት ስራሕቲ…
ስፓርት ሃገራዊ ለውጢ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ስፖርት ተኻይዱ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃገራዊ ለውጢ ሻውዓይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ብዙሓት ክፋላት ማሕብረተሰብ ዝተሳተፉሉ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ኣብ ሴንተር ኮንቬንሽን ኣፍሪካ ኣካይዱ፡፡ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰልጠኒ ኮንቲጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጠኖም ሰልጠንቲ የምርቕ ኣሎ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ወትድርና ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት የምርቕ አሎ፡፡ እቶም ተመረቕቲ ኣብ ፃንሒቶም ንውትድርና ብቑዕ ዝገብሮም ስልጠና ብግቡእ ዛዚሞም ኣለው፡፡ እቲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ንታሽዓይ ግዜ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 መጋቢት ምኽንያት ብምግባር ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ይካየድ ኣሎ Desta Mar 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮምያ 24 መጋቢት ምኽንያት ብምግባር ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ይካየድ ኣሎ። 24 መጋቢት ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መሰረት ዝተነብረሉን ዕለት ምኽንያት ብምግባር እዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3 ሺሕን 539 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 539 ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ኣብ ውሽጢ እዚ ሰሙን ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ 2 ሺሕን 999 ደቂ ተባዕትዮ፣ 501 ደቂ ኣንስትዮን 39 ዕሸል ህፃናትን እንትኾኑ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። በዓል ፊቼ ጫምባላላ ትማሊን ሎሚ መዓልቲን ኣብ ሃዋሳ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ…