ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ኩለመዳይ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኣታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ደቡብ ሱዳንን ተጠባባቒ ሚኒስትር ነዳዲ ማሪያን ዶንግሪን (ዶ/ር)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ፤ ሓበራዊ ተረባሕነት ክልቲአን ጎረባብቲ ሃገራት ከደንፍዑ ኣብ…
ቢዝነስ ንዝለዓለ ወፅኢት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝለዓለ ወፅኢት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ትካላት ብምውዳድን ዝተናበበ ኣሰራርሓ ምትግባርን ትፅቢት ከምዝግበረለን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም። መደባት ኣፈፃፅማ ሸሞንተ ኣዋርሕ ሓሙሽተ ክላስተራት ጎስጓስ ኢትዮጰያ ተፍሪ ይግምገም…
ቢዝነስ ፊቼ ጫምባላላ ምስ መስሕባት ቱሪዝም ክተኣሳሰር ከምዝግባእ ተሓቢሩ Desta Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፊቼ ጫምባላላ ምስ መስሕባት ቱሪዝም ክልል ሲዳማ ክተኣሳሰር ከምዝግባእ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣገንዚበን። መለወጢ ዘበን ብሄረ ሲዳማ ዝኾነ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ እዋን እተን ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመሰረት ስግግር ፖሊሲ ፍትሒ ናፃን ዘይሻራዊን ፍሉይ መጋባእያ ንምጥያሽ ሕጊ ይሕንፀፅ ኣሎ Desta Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመሰረት ስግግር ፖሊሲ ፍትሒ ብዝምልከት ናፃን ዘይሻራዊን ፍሉይ መጋባያ ንምጥያሽ ሕጊ ናይ ምሕንፃፅ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ገሊፁ፡፡ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ዑደት ዝገበሩ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሉ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኢዜአ) ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ መኣዲ ኣካፊሉ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብታ ከተማ…
ቴክኖሎጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓመታት ሓኻይምን መምህራንን ክትክእ ኢዩ – ቢል ጌትስ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስራቲ ማይክሮሶፍት ቢል ጌትስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓመታት ሓኻይምን መምህራንን ከምዝትክእ ገሊፆም፡፡ ቢል ጌትስ እዚ ዝበሉ÷ ብኔትፍሊክስ ዝተሰናደአ ዕድል መፃኢት ዓለም ትኹረት ብምግባር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ኣብ ዘስምዑዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። ተወለድቲ ሲዳማ ካብ ንግሆ ጀሚሮም ባህላዊ ደርፍታት እናዘመሩ ናብቲ መኽበሪ ቦታ እናተጉዓዙ ይርከቡ፡፡ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል ፊቼ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፊቼ ጫምባላላ ናይ ሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን በዓል ኢዩ-ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ፊቼ ጫምባላላ ናይ ሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን በዓል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ድሮ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጫምባላላ "ፊጣሪ ሃዋሮ" ብምባል ናይ ዝፍለጥ ክብረ በዓል ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኢራንን ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲየን Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኢራንን ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲየን። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ኢትዮጵያ ዓሊ ኣክባር ረዜል ዘቲዮም። ኣይተ መላኩ፥ ኢራን ምስ ኢትዮጵያ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍቼ ጫምባላላ መርኣያ ሕብረትን ህብረ ብሄራዊነትን ዝኾነ ዝነኣድ በዓል ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንበዓል ፍቼ ጫምባላላ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…