ግልጋሎት ሎጀስቲክስ ስሉጥን ዘበኑ ዝጠልቦን ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንዝተውፃእፅኣ 100 መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓውዲ ሎጀስቲክስ ንምውፋር ዘኽእል ስልጠና ተጀሚሩ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ÷ ሎጀስቲክስ ዓንዲ ሑቐ…