Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ ትግራይ ፍርያት መዓር ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ፍርያት መዓር ንምድንፋዕ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ቢሮ መራሒ ጉጅለ ምርባሕ ንህቢ፣ ሓሰኻ ሃሪን ዓሳን ኣይተ ጎሹ…

ቱርክ ፃዕሪ ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ንኽትሕግዝ ብኣሜሪካ ፃውዒት ቀሪቡላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቱርክ ፃዕሪ ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ንኽትሕግዝ ብኣሜሪካ ፃውዒት ቀሪቡላ፡፡ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን ምስ ኣሜሪካ መዘነኦም ማርኮ ሩቢዮ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባርን…

ፃዕሪ ሽግሽግ ዕዳ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ንትካላት ልምዓት መንግስት ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሽግሽግ ዕዳ ንኽግበር እናወነገነቶም ዝርከቡ ተግባራት ብዝምልከት ሚኒስቴር ገንዘብ ንዋና ዋና ትካላት ልምዓት መንግስቲ ገለፃ ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣንቲ እዋን፥ እተን ትካላት ምስ ኣጀንዳ ሪፎርም…

ፎረም ልምዓትን ሰላምን ክልላት ሶማሌን ዓፋርን ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ልምዓትን ሰላምን ህዝቢታት ክልላት ሶማሌን ዓፋርን ተመስሪቱ፡፡ መድረኽ ዘተ ርክብ ሕውነት  ህዝቢታት ክልቲኦም ክልላት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ መድረኩ ሚኒስትር ዴኤታታት ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)ን…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ 65 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንና ዜግነትን ብምዃን ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝበሎም 65 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኣፍሊጡ፡፡ ካብቶም ተጠርጠርቲ ብተወሳኺ ብሓፈሻ ሸውዓተ ኣብ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንግዲ ተዋፊሮም…

ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ‘ኢፋ ቦሩ’ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብደገፍ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ለኩ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ 'ኢፋ ቦሩ' ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን ሓዊሱ…

ኢትዮጵያን ስዊዲንን ክልቲኣዊ ዝምድና ንምዕባይ ተስማዕሚዔን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዲንን ኣብ ልምዓት ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይን ክልቲኣዊ ርክበን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዔን፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዲን ዲያና ጃንሴን ኣምባሳደር ስዊዲን ኣብ…

ማሕበራት ንግዲ ኣብ ምድላው ፖሊሲ ንቑሕ ተሳትፎ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራት ንግዲ በቢ እዋኑ ኣብ ዝወፅእ ፖሊሲ ንግዲ ንቑሕ ተሳትፎ ብምግባር እታዎታት ንኽህቡ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ምስ ኣባላት ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ከም ብሓዱሽ ናይ ዝተጣየሸ ቤት ምኽሪ…

ምልምል ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማን ስሩዓት ፖሊስ ሰላም ንምፅናዕ ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልምል ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማን ስሩዓት ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ካብቲ ክልል ሓሊፉ ድሕንነት ሃገር ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ድልዉነት ከምዝርከቡ ሓላፊ ቢሮ ፀፅታት ሰሰላምን ሳለኝ ጣሰው ገሊፆም፡፡ እቶም ሓላፊ ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰረታዊ መሰልጠኒ…

ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ትካል ኣገልግሎት ማርስክ ሎጂስቲክስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ምድር ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካል ኩባኒያ ሎጂስቲክስ ማርስክ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ምስ ሓለፍቲ እቲ ኩባንያ ኣብ ስራሕቲ ሎጂስቲክስ ባቡር ብምትሕብባር ንምስራሕ…