Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ክልቲኣዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልቲኣዊን ስትራቴጂካዊን ምትሕብባር ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር ኢንስትቲዩት ጉዳይ ወፃኢ ጃፋር በድሩ፥ ክልቲአን ሃገራት ብፈተናታት ዘይብዳህ ርክብ ዘለወን ሃገራት ኢየን ኢሎም።…

ዓወት ዓድዋን ግድብ ህዳሰን ኢትዮጵያዊያን ብሓድነት ዘዐወትዎም ዘበን ተሳገርቲ ዓወታት ኢዮም – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋን ግድብ ህዳሰን ኢትዮጵያዊያን ብሓድነት ዘዐወትዎም ዘበን ተሳገርቲ ዓወታት ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቲ ግድብ፥ ኢትዮጵያውያን ሓድነት፣ ኣተሓሳስባ ኣይከኣልን ብምስዓር ብተግባር…

59 ሺሕን 968 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ዝኸውን 59 ሺሕን 968 ነጥቢ 1 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ። ነቲ ዘበነ ምህርቲ ካብ ዝኸውን 24 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 632 ሺሕን 965 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን…

ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ጣቢያ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ 48 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ጣቢያ መከፋፈሊ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ 48 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ በፂሑ። ክሳብ ወርሒ ሓምለ ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ። ኣካያዲ ስራሕ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ቴዎድሮስ ጋሻው፥…

ቶዮ ሶላር ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ሃዋሳ ፈተነ ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ሃዋሳ ብ60 ሚሊየን ዶላር ዝተፈላለዩ ሶላር ፓኔላት ንምፍራይ ዝኣተወ ኩባኒያ ቶዮ ሶላር  ጃፓን ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ብምዝዛም ፈተነ ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ…

ጉጅለ ሱፐርቪዥን ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ጉጅለ ሱፐርቪዥን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ጉጅለ ሱፐርቪዥን በቲ ኢንስቲትዩት ዝማዕበሉ ስራሕቲ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝገምገመ እንትኸውን፤ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ታዬ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኢንዶኔዥያ ኣልቡሲራ ባስኑርንን ኣምባሳደር ካዛኪስታን ባርሊባይ ሳዲኮቭን ኣሰናቢቶም። እቶም ኣምባሳደራት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ንምጥንኻር…

ኬንያ ንጉጅለ ሸኔ እናፅረየት ከምትርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ኬንያ ፖሊስ ኣብ ግዝኣታ ዝዓስከረ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናይ ምፅራግ ስራሕ እናወገነት ከምዝኸነት ገሊፁ። 'ኦንዶኣ ጃንጊሊ' ዝብል ስያመ ዝተውሃቦ እዚ ልኡኽቶ ኣብ ግዝኣታት ማርሳቤትን ኢሲዮሎን ዝርከቡ፣ ኣብ ልዕሊ ብሄራዊ…

ሉሲታት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲታት) ንዩጋንዳ መዘነኣ ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ብምስዓር ናብ ቀፃሊ ዙር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ፡፡ ሉሲታት ኣብ ቀዳማይ እግሪ ፀወተአን ኣብ ካምፓላ 2 ን 0 ተሳዒረን ከምዝነበራ ይዝከር፡፡…

ንምዕባለ መሰረት ዝኾነ ሰላም ምሕላው ሓበራዊ ሓላፍነት ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንምዕባለ መሰረት ዝኾነ ክብሪ ሰላም ምሕላው ሓበራዊ ሓላፍነት ከምዝኾነ ፓርቲ ብልፅግና ኣገንዚቡ፡፡ እቲ ፓርቲ “ንሰላም ኩልና ኣብዚሕና ንደልዮ ኢና፤ ንምዕባለ መሰረት ዝኾነ ክብሪ ሰላም ምሕላው ኢሉ እውን ንዘላቒ ሰላም ብሓባር ጠጠው ምባል…