Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ ዓውዲ ወታደራዊ ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ይደሊ ኢየ – ኒጀር

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብሚኒስትር ምክልኻል ሪፐብሊክ ኒጀር ሌተናል ጀኔራል ሳሊፎ ሞዲ ምስ ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ምትእምማን ዝተመሰረተ ሓድነትን ሓበራዊ ረብሓ ዝሕሉን ርክብ…

ንዕዙዝ ሃገራዊ ዕቤት ትግበራ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ምቅልጣፍ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣህጉራት ኣፍሪካ ዕዙዝ ዕቤት ኢኮኖሚ ንምምፃእ ትግበራ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከቀላጥፋ ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ኤክስቴንሲያ ብምትሕብባር ንክልተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ኣብ መፃኢ…

ኢጋድ ዓቕሚ ደቂ ኣንስትዮ ናይ ምጉልባት ስራሕ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዓቕሚ ደቂ ኣንስትዮ ናይ ምጉልባት ስራሕ ኣጠናኪሩ ከምዝቕፅል ዋና ፅሓፊ እቲ ትካል ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ዋና ፅሓፊ ኣብቲ ትካል ዝተሰናደአ ስልጠና ዓቕሚ ህንፀት ደቂ ኣንስትዮ…

64 ሆስፒታላት ንዲጂታል ስርዓት ጥዕና ዝሕግዙ ናውቲታት ተረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንግልጋሎት ዲጂታል ስርዓት ጥዕና መጀመሪ ዝኮና 642 ኮምፒውተራት ኣብ ክልላት ንዝርከባ 64 ሆስፒታላት ኣረኪቡ፡፡ ግልጋሎት ዲጂታል ስርዓት ጥዕና እዋኑ ብዝጠልቦ ቴክኖሎጂ ተሓጊዙ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ኣየለ…

ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ግቡኡ ብብቕዓት እናተዋፀአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ግቡኡ ብዝለዓለ ብቕዓት እናተዋፀአ ከምዝኾነ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣዛዚ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ደቡብ ሱዳን ሌ/ጄኔራል ምሃን ሰበርማኒያን ገሊፆም። ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከብ መበል 19 ሞተራይዝድ ሻለቃ ሓይሊ ዓቃቢ…

ኢትዮ ቴሌኮም ብግልጋሎት ክላውድ ዝተሃነፁ ዲጂታል ሶሉሽናት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ንዓማዊልን ትካላትን ዓቕሞም ዘጎልብቱን ዘዘምኑን ኣብ ግልጋሎት ክላውድ ዝተሃነፁ ሸውዓተ ሶሉሽናት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህወት ታምሩ ከምዝገለፅኦ÷ ዲጂታል ሶሉሽናት ምስ ግልጋሎት ኮኔክቲቪቲ ካብ…

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዝርከቡ ሰብ ሞያ ጥዕና ተጋሩ ኣርባዕተ ዘበነዎት ኣልትራሳውንድ ብሓገዝ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዝርከቡ ሰብ ሞያ ጥዕና ተጋሩ ኣርባዕተ ዘበነዎት ተንቀሳቐስቲ ኣልትራሳውንድ ብሓገዝ ተረኪቡ። እቲ ብሓገዝ ዝተረኸ ተንቀሳቓሲ ኣልትራሳውንድ÷ ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ብር ዝግመት ከመዝኾነን ብዋናነት ኣብዚ ሕዚ…

ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ 13 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ዝርከባ 13 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ፕሮግራም ምገባ ተምሃሮ ብዕሊ ተጀሚሩ። ብማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኤስ ኤን ቪ ብሪጅ ፕላስ ዝተብሃለ ትካል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ዕላዊ ዝተገበረ ፕሮጀክት ምግብና ፀባ…

መግለፂ መንነት ብሄር ብሄረሰባት ንምስንዳእ ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መግለፂ ማንነት ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ፤ ንምስንዳእ ዘክእል ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ተኸቲሙ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ከምኡ እውን ተጠባባቒ ፕረዚዳንት ዩኒቨርሲቲ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 200 ዝኾኑ ሰብ ዋና ኩባንያ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዓሚቕ ዕድል ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኢንቨስተራት ዘፋልጥ ዘፋልጥ ፎረም ኣብ ደቡብ ኮሪያ ሴኡል ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ፎረም ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ…