Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ ከተማ ኣዳማ ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ  ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ፣ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣተሓባባሪ ልምዓት ገፀር ኣዲሱ ኣረጋ፣ ምምሕዳራት ምብራቕ…

ኮንፈረንስ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፈረንስ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ። ሃገራዊ ኮንፈረስን ህዝቢ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ 25 ዋና ዋና ከተማታት ከምዝካየድ ኣብ ፓርቲ በልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ናብ ዳሬ ሰላም ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም ኣቲዮም። ኣይተ ተመስገን ናብ ዳሬ ሰላም ዘምርሑ ን3ይ ግዘ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ጂ-25 ኣፍረይቲ ቡን ሃገራት ንምስታፍ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ቀዳመይቲ መፍረዪት ቡን ሃገር…

ኮሚሽነር ጀኔራል ደመላሽ ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀኔራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ሓላፊ ፀፅታን ድሕንነትን ጊልስ ሚቻውድ ተዛቲዮም። እቶም ኮሚሽነር ጀነራል ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ፤ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ጎንደር ፕሮጀክታት ልምዓት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ጎንደር እናተሰርሑ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ተዓዚቦም፡፡ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)ንሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ(ዶ/ር)ን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ኣብ ኬኒያ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ሽልማት ልህቀት ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር 2025 “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ። ካብዚ ብተወሳኺ “ብሉፅ ኤርፖርትኣገልግሎት ካርጎ…

ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ከመዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ኮንፈረንስ ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ዝምራሕ ከምዝኾነ ኣብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ ነቲ…

ሚኒስቴር ጥዕና 62 ተሽከርከርቲ ንክልላት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር 62 ተሸከርከርቲ መጓዓዓዝቲ መድሓኒት ንክልላት ኣረኪቡ፡፡ እተን ተሽከርከርቲ ካብ ግሎባል ፈንድ፣ ማእኸል መከላኸሊን መቆፃፀሪን ሕማማት ኣፍሪካ (ኣፍሪካ ሲዲሲ)ን ጋቪን ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ዝተዓደጋ ኢየን ተባሂሉ፡፡ ብ6…

ታጂኪስታን ንስግግር ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ንግዲን ኢኮኖሚ ልምዓትን ታጂኪስታን ዛቭኪዞዳ ዛቭኪ ኣሚን ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ድማ ኣምባሳደር ጀማል÷ ኢትዮጵያ ናብ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ዝገበረቶ ዕዉት ስግግር ኣመልኪቶም ነቶም…

ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ም/ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ኣውሮፓ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ካጃ ካላስ ኣብ ጆሃንስበርግ ዘቲዮም። ጎድኒ ንጎድኒ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉጅለ 20 ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን…