ስፓርት ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ናዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ብመሰረት እዚ አርሰናል ምስ ፒ ኤስ ቪ አይንድሆቨን ከምኡ እውን ሊቨርፑል ምስ ፒ ኤስ ጂ ተደልዲለን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ክለብ ብሩገ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 246 ሺሕ ቱሪስታት ውሽጢ ሃገር ወፃኢን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተመሪቑ ናብ ስራሕ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ልዕሊ 246 ሺሕ ቱሪስታት ውሽጢ ሃገር ወፃኢን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ከምዝጎብነዩዎ ተገሊፁ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ግሩም ግርማ÷ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንህዝቢ ክፍቲ ካብ ዝግር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፃውዒት ሰላም ንዝተቐበሉ ነበር ኣመራርሓ ኦነግ ሽመት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ፃውዒት ሰላም ንዝተቐበሉ ነበር ኣመራርሓ ኦነግ ሽመት ሂቡ፡፡ ብመሰረት እዚ፡- ኣይተ ያደሳ ነጋሳ--------- ኣማኻሪ ጉዳያት ሰላምን ድሕንትን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ኦሮሚያ ረቡማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽን ዘበናዊ ፓስፖርት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ዝበፅሖ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ኣብ ትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽ ፓስፖርት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኤሌክትሮኒክ ፓስፖርት ተግባራዊ ምግባርና ምስሊ ሃገር ካብ…
Uncategorized ብደገፍ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ሽረ እንዳስላሰ ዝህነፅ ዘሎ ቤተ ትምህርቲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ክዛዘም ኢዩ Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብደገፍ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝህነፅ ዘሎ ካልኣይ ብርኪ ቤተ ትምህርቲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ብምዝዛም ኣገልግሎት ከምዝህብ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ከተማ ገብረመድህን ወልደ ጊዮርጊስ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ብምትሕብባር ንምስራሕ ስምምዕነት ከቲመን Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ስርዓት ጥዕና ምድጋፍን ሆስፒታል ደጃዝማች ባልቻ ንምዝማን ዘኽእልን ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቕደስ ዳባን ሚኒስትር ጥዕና ሩሲያ ሚክሄል ሙራሽኮን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ከልቲኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ብሚኒስትር ኢኮኖሚ ሩሲያ ማክሲም ራሽቲኒኮቭ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። ኮሚሽነር ዘለቀ፥ ውልቀ ዓውዲ ክብ ንምባልን ምቹእ ከባቢ ኢንቨስትመንት ንምፍጣርን ዝትግበሩ ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገረን ተመሊሰን Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ቫለቲና ማትቬንኮ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገረን ተመሊሰን። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ነተን ኣፈ ጉባኤ ሰኒየሙወን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ሩሲያ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምትሕብባር ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ሩሲያ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሱ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ቫለንቲና ማትቪንኮ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ታሪካዊ፡ ፖለቲካዊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ/ፖልዮ/ ንህፃናት ካብ 14 ለካቲት ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኣልምሲ/ፖልዮ/ ንኹሎም ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናት ብወፍሪ ገዛ ንገዛ ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ኣማኒኤል ሃይለ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ብ”ሬጉላተሪ”…