ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ትርከብ ዕቤት ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትፅምበር በሪ ዝኸፍት ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናመዝገበቶ ትርከብ ዕቤት ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትፅምበር በሪ ዝኸፍት ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ዋና ተደራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ሓዊሱ ኣባላት ኮሚቴ ተደራዳሪ…