ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ Desta Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዙሓት ኣጋይሽ ዉት ብዝኾነ መገዲ ዘተኣናገደ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ብርቱኳን ኣያኖ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ደሚቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘበን ስራሕ ኮሚሽን ዘተ ንክናዋሕ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሓቲቶም Desta Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘበን ስራሕ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ንክናዋሕ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሓቲቶም። እቶም ኣባላት እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንሃገራዊ ዘተ ዝሕግዙ ምትእኽኻብ ኣጀንዳታት ሓዊሱ ብዙሓት ተግባራት ከምዘካየደ ገሊፆም። ብመሰረት እዚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዕልባት ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕልባት ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ዝዝቲ መድረኽ ልዝብ ኣሜሪካ ሩሲያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ። ኣሜሪካን ሩሲያን ደሕሪ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ገፅ ንገፅ ተራኺበን እንትዛተያ እዚ ፈላማይ መድረኽ ኢዩ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ውልቀ ኣብ ቱሪዝም ንኽሳተፍ መንግስቲ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ – ሰላማዊት ካሳ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘፈር ውልቀ ኣብ ቱሪዝም ንኽሳተፍ መንግስቲ ብትኹረት እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣሰናዳእነት ኣብ ዝቐርብ ”ኢትዮጵያ ኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈፃፅማ ስራሕ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ይሰምዕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ዓመት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ይሰምዕ ኣሎ፡፡ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ዝወገኖም ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ድሕንነት መገዲ ኣብ ማራካሽ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ራብዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት ድሕንነት መገዲ ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ መንግስቲ ሞሮኮ ምስ ትካል ጥዕና ዓለም ብምትሕብባር ዘሰናደኦ እቲ አለም ለኸ መድረኽ÷ ዓለም ለኸ መራሕቲ፣ ፖሊሲ መውፃእቲን ሰብ ሞያን ብምትእኽኻብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፥ እንኳዕ ንበዓል ለካቲት 11 አብፀሓኩም! Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2025 0 ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ትግራዎትን ፈተውቲ ህዝቢ ትግራይን እንኳዕ ንበዓል ለካቲት 11 አብፀሐኩም። ሃገርና ዘበናት ዘቊፀረት ገዚፍ ታሪኽን ፅኑዕ ፀረ-ባዕዳዊ ወራር መርገፅ ዝነበራን ዘለዋን ሃገር እያ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዘበናት፣ ሃገር ናይ ምምራሕ ዕድል ዝረኸቡ መራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ስራሕቲ ዘበናዊ ስርዓት ዝርገሐ ትራፊክ ንምሕጋዝ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ባንኪ ዓለም ምክትል ፕሬዚዳንት ዞባ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ምስ ዝኾና ቪክቶሪያ ኳኳ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት ቪክቶሪያ ኳኳ (ዶ/ር) ኣብ ዘተአን÷ ኣብ ስራሕቲ ሰብ ተኮር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤር ባስ ስምምዕነት ኣገልግሎት ፅገና ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤር ባስ ናይ ሸውዓተ ዓመት ስምምዕነት ኣገልግሎት ፅገናን ተተሓሓዝቲ ፅገናታትን ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ኩባንያ 24 ንዝኾና A350 ከምኡ እውን A350-900ን A350-1000 ሞዴል ኤር ባስ አውሮፕላናት ኣገልግሎታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ብዛዕባ እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ…