Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጉባኤ መራሕቲ እቲ ሕብረት ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ምንቅስቓስ ሞተር ሳይክል ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ምንቅስቓስ ሞተር ሳይክል ከምዝተኸልከለ ቢሮ ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። በዚ ድማ ካብ ሎሚ መዓልቲ 04 ለካቲት 2017 ዓ.ም ካብዛ ሰዓት ጀሚሩ ክሳብ 09…

ሃማስ ኩሎም ዝዓገቶም እስራኤላውያን እንድሕር ዘይለቒቑ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክቋረፅ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ትራምፕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ዕጡቕ ፍልስጤም ሃማስ ዝዓገቶም እስራኤላውያን ሙሉእ ብሙሉእ ዘይለቅቕ እንድሕር ኮይኑ ዝተገበረ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምቁራፅ ዳግም ኲናት ከምዝኽፈት ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም፡፡ ህይወት ብዙሓት ንፁሃን ዝቐጠፈን ሚሊየናት…

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጅቡቲን ሩዋንዳን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጅቡቲን ሩዋንዳን   መሃመድ ዓሊ ዩሱፍን ኦሊቪየር ዣንን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስትር ጉዳያት…

ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ኣርእያ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ከምዘመዝገበት ኣካቢ እቲ ፕሮጀክትን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ቀጣናዊ ፕሮጀክትታት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር ገምጊሞም።…

26 ሰባት ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉዳያ ቢላ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 26 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ሻንቡ ናብ ኣዲስ ኣበባ እትትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብሰንኪ መግልባጣ ዘጋጠመ ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣጋይሽና እንቋዕ ዋና ከተማ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ናብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብሰላም መፃእኹም-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሓትን ኣሕዋትን ኣፍሪካዊያን ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣጋይሽና እንቋዕ ዋና ከተማ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ናብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብሰላም መፃእኹም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ዘኽእል ኩለ መዳያዊ ምድላው ተገይሩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ዘኽእል ኩለ መዳያዊ ምድላው ከምዝተገበረ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ነዚ ጠሚቱ ዘውፀኦ እዋናዊ መግለፂ ብሙሉኡ ከም ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። እዋናዊ…

ኣብ መተኣኻኸብቲ ተረኻት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመረ ሃገራዊ ምኽክር ብምጉልባት ካብ ንፅል ተረኻት ብዝበለፀ ኣብ መተኣኻኸብቲ ተረኻት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ክብላ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወ/ሮ ሎሚ በዶ ገሊፀን። ''ኣቢያተ ምኽሪታትና ንህንፀት ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ''…

ኢትዮጵያ ን644 ደቡብ ሱዳናዊያን ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ን644 ደቡብ ሱዳናዊያን ናፃ ዕድል ትምህርቲ 2024/25 ሂባ። እቲ ዕድል፥ ን577 ቀዳማይ ድግሪን 67 ካልኣይ ድግሪን ከምዝተውሃበ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መሃዲ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ከምዝበልዎ፥ እቲ ናፃ…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ዱባይ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፌዲሪኢ ኣብ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ንምስታፍ ኣብ ዱባይ ይርከብ።…