Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ለውጢ ሰዓት ስራሕ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ብምኽኒያት ምውሳኽ ዋዒ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ለውጢ ሰዓት ስራሕ መንግስቲ ከምዝግበር ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡቶው ኡኮት፥ እቲ ለውጢ ሰዓት ስራሕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ…

ኣይተ መስፍን ጣሰው ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርት ኣብ ምርኻብ ንዘርአዩዎ ዕዙዝ ኣመራርሓ ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ኩለመዳያዊ ዕቤትን ምዕባለን ዘድህብ “ኣፍሪካ ፕሮስፔሪቲ ዲያሎግ 2025” ኣብ ጋና ኣክራ ተኻዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርትኣብ ምርኻብ መገዲ ኣየር…

ሃገር ለኸ ጉባኤ መገዲ ኣብ ጎንደር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ጉባኤ መገዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ከምዝበለኦ÷ ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ዓውዲ መገዲ ዕዙዝ ብፅሒት ኣለዎ።…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6  ኣዋርሕ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6  ኣዋርሕ 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣመራርሓ ፓርቲን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት…

ፖሊስ ፌዴራል መበገሲታት 103 ባርዓት ሓዊ ብምርመራ ፎረንሲክ ኣፃርዩ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ መበገሲታት ኣብ ውሽጢ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገርን ናይ ዘጋጠሙ 103 ባርዓት ሓዊ ብምርመራ ፎረንሲክ ኣፃርዩ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ። ዲፓርትመንት ምርመራ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብኣዋጅ…

ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ገይራ። እቲ ደገፍ ካብ ኤጀንሲታት ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ፈንድን ብምትሕብባር ዝተገበረ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዘውፀኦ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ዝተገበረ ደገፍ ንዝተፈላለዩ…

መስመር ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዓቕሚ ፅዕነቱ የመሓይሽ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስመር ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዓቕሚ ፅዕነቱ የመሓይሽ ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ገሊፆም። እቲ ዋነናአፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣገልግሎት ፅዕነት ባቡር ካብ…

ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሪያል ማድሪድ ማርሴሎ ጫምኡ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሪያል ማድሪድ ብራዚላዊ ማርሴሎ ካብ ኩዕሶ እግሪ ንባዕሉ ምግላሉ ኣፍሊጡ። ተኸላኻሊ ፀጋማይ ክንፊ ማርሴሎ፥ ኣብ ማድሪት 5 ፅዋዓት ሻምፒዮንስ ሊግን 6  ፅዋዓት ላሊጋን ብምልዓል ዕዉት እዋን ምሕላፍ ክኢሉ ኢዩ። ኣብ…

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጎንደር ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጎንደር ዑደት ኣካይደን።   ኣብቲ ዑደት፥ ኣብታ ከተማ ኣብ ምዕራፍ ሓደ ዝተዛዘመ ልምዓት ኮሪደር ፒያሳን ሕድሳትን ፅገናን ኣብያተ መንግስቲ ፋሲልን ስራሕቲ…

ሜክሲኮ 10 ሺሕ ወተሃደራታ ኣብ ኣዋሳኒ ዶብ ኣሜሪካ ኣዋፊራ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝሃብዎ መፈራርሒ ታሪፍ ስዒቡ ሜክሲኮ 10 ሺሕ ወተሃደራታ ኣብ ኣዋሳኒ ዶብ ኣሜሪካ ከምዘዋፈረት ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ክላውዲያ ሼንቦም ትእዛዝ ምትሕልላፎም ስዒቡ ኣባላት ብሄራዊ ሰራዊት እታ ሃገር ምስ…