ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት መሰል ዜጋታትን ረብሓ ሃገርን ዘሐሉ ኢዩ ተባሂሉ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት መሰል ዜጋታትን ረብሓ ሃገርን ዘሐሉ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ሃገር ዘሐሉ ከምዝኾነ ምክትል ኣተሓባባሪት ብሄራዊ ፕሮግራም መለለዪ መንነት ራሄል ይትባረክ ገሊፀን። እተን መተሓባባሪት "ፋይዳ ንኢትዮጵያ" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ሰብሳቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊን ፍትሒን ወ/ሮ እጸገነት መንግስቱ፥ ኢንስቲትዩት ፈትሒን ሕጊን ፌዴራል ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ዝተሰናድአ ረቂቕ ኣዋጅ ዝጠመተ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ፓርክታት ኮሪደር ልምዓት መሀደስቲ ህዝቢ ተሃኒፆም Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ፓርክታት ኮሪደር ልምዓት መሀደስቲ ህዝቢ ከምዝተሃነፁ ኮርፖሬሽን ምምሕዳር ቦታታት መሀደሲ ህዝቢ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ወ/ሮ ነጻነት ዳባ፥ እቲ ኮርፖሬሽን ብመንግስቲን ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ “ምርጫና ሰላም ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ። እቶም ተወለድቲ ትግራይ ንሰላም ዘለዎም ደገፍን ቁርፀኝነትን ዝገልፅ ሰልፊ እዮም ዘካይዱ ኣለዉ። ነትግራይ ልምዓት እንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኢሊ ኮህን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ኩለመዳያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምስ ዝተፈላለዩ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ኣዳማ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ኣዲስ ግደይን ሳይመን ፒተርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ዓለም ለኸ ውድድር መሕንኩሎ ቅልጡፍ ምላሽ ብብቕዓት ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ መሕንኩሎ 2025 ዝተሳተፈ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ውድድሩ ብብቕዓት ዛዚሙ፡፡ ኣብቲ ውድድር ጉጅለ ናሽናል ጋርድ ኩዌት፣ ጉጅለ ቶሚሪስ ካዛኪስታን፣ ፖሊ ዱባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ኣይከኣልን Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ከምዘይከኣል እቲ ኣገልግሎት ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገደኛታት ውሽጢ ሃገር ብተርሚናል ዓለም ለኸ መተኣናገዲ መገደኛታት ኣቢሎም ንኽተኣናገዱ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገደኛታት ውሽጢ ሃገር ብተርሚናል ዓለም ለኸ መተኣናገዲ መገደኛታት ኣቢሎም ንኽተኣናገዱ ኣተሓሳሲቡ። እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 6:30 ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ እስራኤል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኢሊ ኮህን ተዛቲዮም። አብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ኣብቲ ዓውዲ ወሳኒን ዕዉትን ዘተ ከምዝገበሩ ሓቢሮም። ኢሊ…