ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተዓደሙ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተዓደሙ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም።
ፓርቲ ብልፅግና መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ትማኘሊ…