ስዋት ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ ንምስታፍ ልምምድ ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣወሃህባ ቅልጡፍ ምላሽ ንምስታፍ ናብ ዱባይ ዘምረሐ ጉጅለ ወሃቢ ቅልጡፍ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ(ስዋት) ልምምድ ይገብር ኣሎ።
እቲ ጉጅለ ኣብ ከተማ ኣልሩዋይ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ቻሌንጅ ስዋት ኢዩ ልምምድ…