ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ ፍሮንት ሩዋንዳ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jan 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ ፍሮንት(ኣር ፒ ኤፍ) ሩዋንዳ ዌለርስ ጋሳማጌራ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም። ጋሳማጌራ ኣብ 1987 ዓ.ም.ፈ ዝተጣየሸ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 17 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Jan 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 17 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ፥ ረቂቕ ኣዋጅ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ብዝምልከት ዝቐረበ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳብን የዳምፅ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣብ ቀፃሊ እውን ሹመት ሕፁይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳተፍቲ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ምህናፅ ኣብ ዘሎዉ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jan 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ 2017 ዝካየድ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ምህናፅ ኣብ ዘሎዉ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዑደት ኣሳሊጦም ኣዲስ ኣበባ ናይ ነበርታ ዕለታዊ ምንቅስቓስ ዘማዕብሉ ዝርገሐ መሰረተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዋሽንግተን ልዕል 60 ሰባት ዘሳፈረት ነፋሪትን ሰለስተ ወተሃደራት ዝሓዘት ሄሊኮፕተርን ተላቲመን Desta Jan 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ልዕል 60 ሰባት ዘሳፈረት ነፋሪትን ሰለስተ ወተሃደራት ዝሓዘት ሄሊኮፕተርን ኣብ ኣየር ምልታመን ተገሊፁ። ምምሕዳር ኣቬሽን እታ ሃገር፥ እታ ነፋሪት 60 ተጓዓዝቲን ኣርባዕተ ሰራሕተኛታትን ኣሳፊራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣመሪቑ Desta Jan 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ፀረ ግብረ ራዕዲ ብኣየር ወለድነት ኣመሪቑ። ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብምርካብ፥ ንተመረቕቲ ፍሉይ ምልክት ኣየር ወለድ ዝኾነ ናይ…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ንወላይታ ድቻ ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንወላይታ ድቻ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣብዱ ሳሚዮን ኣማኑኤ ኤርቦን ጋንታ ቅዱስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ዝተውፃእፅኡ በፃሕቲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 100 በፃሕቲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዑደቶም ድማ መፃኢ ወለዶ ኢትዮጵያ ብዘምህር፣ ብዘተኣሳስርን ታሪኹ ብዝሓለወን መልክዑ ዝተሃነፀ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም፡፡ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምምሕምሻሽ ኣውሮፕላን 20 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን ግዝኣት ዩኒቲ ንኡሽተይ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 20 ሰባት ህይቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እታ ኣውሮፕላን ካብታ ግዝኣት ተበጊሳ ናብ ርእሰ ከተማ ደቡብ ሱዳን ጁባ እናምረሐት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ሓላፊ ኮሙኒኬሽን ግዝኣት…
ቴክኖሎጂ ዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ዘደንገፀ ዲፕሲክ መጥቃዕቲ ሳይበር ኣጋጢሙዎ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስተለቐቐ ኣብ ሒደት መዓልቲታት ኣብ መላእ ዓለም ተቐባልነት እናረኸበ ዝመፅአ ሓጋዚ መተግበሪ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ቻይና ዝኾነ ዲፕሲክ መጥቀዕቲ ሳይበር ከምዘጋጠሞ ተሓቢሩ፡፡ ዲፕሲክ ንቻትጂፒት (ChatGPT) ኣሜሪካ ዝነሓናሕን ተደላይነቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ሽመት ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባኡ ሽመት ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ባይቶ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 17ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ሓፈሻዊ…