ምፍጣር፣ ምቕልጣፍን ብፅሬት ምስራሕን ናይ ኩሉ እዋን መምርሒ ስራሕ ክኸውን ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምፍጣር፣ ምቕልጣፍን ብፅሬት ምስራሕን ናይ ኩሉ እዋን መምርሒ ስራሕ ክኸውን ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን…