ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ‘ሲቢኢ ኣብ ኢደይ’ ዝተብሃለ ዲጂታል ኣገልግሎት ዕቋርን ልቓሕን ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 'ሲቢኢ ኣብ ኢደይ' ዝተብሃለ ዲጂታል ኣገልግሎት ዕቋርን ልቓሕን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣብቲ መጀመሪ ስነ ስርዓት ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኤፍሬም መኩሪያን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላትን ተረኺቦም።…