ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ንግዳዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ንግዳዊ ርክበን ንምስፋሕን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ተወካሊ ሚኒስትር ንግዲን ኢኮኖሚን ፈረንሳይ ኒኮላስ ፎሪሲየር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ ክልተኣዊ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ምዕባይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 ጥቅምቲ እንትዝከር ሃገራዊ ህልውና ኣብ ምርግጋፅ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ ብምሕሳብ ክኸውን ኣለዎ-ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ Desta Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)24 ጥቅምቲ እንትዝከር ሃገራዊ ህልውና ኣብ ምርግጋፅ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ ብምሕሳብ ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ኣዛዚ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰሜን እዚ መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ ሓምሻይ ዓመት፥ “ከይድገም፣ ፍፁም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ Desta Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ(ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ተተካኢ ዳይሬክተር ኮሚሽን ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ጌዛ ስትራመርን ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንክኽበር ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ- ኣይተ ከበደ ዴሲሳ Desta Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንክኽበር ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምሕላው ሓላፊነት መንግስቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 241 ተሳፈርቲ ካብ ዝሞቱሉ ሓደጋ ኣውሮፕላን ይትረፍ እምበር ካብ ስቓይ ዘይደሓነ ራሜሽ… Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ መገደኛታትን ሰራሕተኛታት በረራን ሓዊሱ 242 ሰባት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 241 ዝኾነ ሰባት ህይወቶም ምሕላፉ ይዝከር፡፡ ካብቲ ዘስካሕኽሕ ሓደጋ ብህይወት ዝተረፈ ወዲ 39 ዓመት ቪስዋሽኩመር ራሜሽ፥ ተኣምር ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን አንዝክሮ ፍፁም ንከይድገም ኢዩ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን አንዝክሮ ፍፁም ንከይድገም ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ ሓምሻይ ዓመት “ከይድገም፣ ፈፂምና ኣይንርስዖን”…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ካካዎ ዝለዓለ ውፅኢት ንምምፃእ ዘኽእል ዓቕሚ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2025 0 ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ካካዎ ዝለዓለ ውፅኢት ንምምፃእ ዘኽእል ዓቕሚ ኣለዋ ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ካካዎ ዝለዓለ ውፅኢት ንምምፃእ ዘኽእል ዓቕሚ ኣለዋ ኢሉ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሳ ኢትዮጵያ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ንጉሴ ደቻሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ድሌትን ረብሓን ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ድሌትን ረብሓን ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ኢዩ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳን ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ 5ይ ዓመት ይዝከር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ 5ይ ዓመት ይዝከር ኣሎ። እቲ ዕለት ኣቢሾፍቱ ማእኸል መሰልጠኒ ኣየር ወለድ "ኣይድገምን፤ ኣይንርሰዖን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተዘከረ ዝርከብ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቅድሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ኣፍደገ ባሕሪ ንበሩ ማለት ፍርደ ገምድል ኢዩ – ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር) Desta Nov 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብዘይ ኣፍደገ ባሕሪ ንበር ማለት ፍርደ ገምድል ኢዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ምትሕብባር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)። እዚ ኣተሓሳስባ ፍርደ ገምድል ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ…