ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምትሕብባርን ዲፕሎማሲን ጥራሕ ዝረጋገፅ ፍትሓዊ ተረባሕነት ማይ ናይል Desta Oct 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍትሓዊ ተረባሕነት ማይ ናይል ብምትሕብባርን ዲፕሎማሲን ጥራሕ ኢዩ ዝረጋገፅ ኢሎም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ፡፡ ኣምባሳደር ዘሪሁን ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክትታት ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዕድል ፈጠራ ስራሕን ዑደተኛታትን ዘስፍሑ ኢዮም – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Oct 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክትታት ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዕድል ፈጠራ ስራሕን ዑደተኛታትን ዘስፍሑ ኢዮም ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዞባ ባሌ ኣብ ዝነበረና ናይ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ሩባ ወልመል መሪቖም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ባሌ፣ ወረዳ ደሎ መና ብሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣቢሉ ዝተጀመረ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ሩባ ወልመል መሪቖም። እቲ ፕሮጀክት ሩባ ወልመል ብመስኖ ብዝግባእ ብምጥቃም መፍረያይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ጣና ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 11 ፎረም ጣና ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ኣብ ከተማታት ባህር ዳርን ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ መግለጫ፥ እቲ ፎረም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ውፅኢታዊ ተግባራት ተወጊኖም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ውፅኢታዊ ተግባራት ተወጊኖም ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ቅብጠት ዘይኮነስ ምስ ናይ ባዕልኻ ታሪኽ ናይ ምትዕራቕ ጉዳይ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ቅብጠት ዘይኮነስ ምስ ናይ ባዕልኻ ታሪኽ ናይ ምትዕራቕ ጉዳይ ኢዩ ኢሉ ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ፡፡ ምትእስሳር ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን ግደ ክልል ዓፋር ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሰመራ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ዋና ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ በጀት ርብዒ ዓመት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 አፈጻጸም የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብቲ ርብዒ ዓመት ዝተሃቀኑን ናይ 90 መዓልቲ ዓበይቲ ተግባራት ዝበፅሑሉ ደረጃ ከምዝግምገም ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ…
ቢዝነስ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 110 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ቃል ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ፕሮግራም ቀረብ ፋይናንስ ገፀር ንምምሕያሽ ዝውዕል 110 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ቃል ኣቲዩ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓን ባንኪ ኢንቨስትመንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ገዛኢ ባንኪ ቻይና ፒፕልስ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ገዛኢ ባንኪ ቻይና ፒፕልስ ፓን ኮንግሼንግ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይኤምኤፍ)ን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ምትሕብባር ፋይናንስ ኢትዮ ቻይና ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 80 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈለዩ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ስነ ስርዓት ቀብሮም ተፈፂሙ፡፡ ኣስከሬን ራይላ ኦዲንጋ፤ ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ ብዙሓት መራሕቲን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ናይ ክብሪ…