Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ንኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ስነ ስርዓት ዱዓን ሰላትን እናተወገነ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ን40 ዓመታት ኣብ ዘምሀሩሉ መስጅድ ኑር ስነ ስርዓት ዱዓ (ፀሎት)ን ሰላትን እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኡለማታት፣ ደረሳታት፣ ኡስታዛትን ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም፡፡ ኣብ መስጅድ ኑር…

ምርግጋእ ምኽባር ናብራን ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምልቓቕ ሸቶታትን ንምዕዋት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምርግጋእ ምኽባር ናብራን ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምልቓቕ ሸቶታትን ንምዕዋት ምውዳድ ትካላት መዳርግቲ ኣካላት ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ። ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2018…

ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ምፍናው ይግበረሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ካብ መንበሪ ገዝኦም ኣብ ኣብ ፒያሳ ናብ ዝርከብ (በኒ) መስጅድ ምፍናው ይግበረሉ ኣሎ። ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ከባቢ ላንቻ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ን40 ዓመታት…

ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንትን ውልቀ ንምጥንኻር ቆራፅ ኢያ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንትን ውልቀ ንምጥንኻር ቆራፅ ኢያ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። እቶም ሚኒስትር ገንዘብ፥ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ምስ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን…

ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ብፁእነቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን÷ “ኢትዮጵያ ብኣፃብዕቲ ካብ ዝቑፀሩ…

ኢትዮጵያን ኳታርን ናይ ኢንቨስትመንት ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኳታርን ኣብ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ምስ ኳታር መዘነኦም ቢን ኣህመድ ኣል…

ኢትዮጵያ ንምዕባለ ሕብረተሰብ ጥዕና ኣፍሪካ ዘለዋ ግደ መሪሕነት ዝነኣድ ኢዩ- ጋቪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምዕባለ ሕብረተሰብ ጥዕና ኣፍሪካ ዘለዋ ግደ መሪሕነት ዝነኣድ ኢዩ ኢሉ ጥምረት ዓለም ለኸ ክታበት(ጋቪ)። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ጥምረተት ክታበት(ጋቪ) ሳኒያ ኒሽታር ኣብ ዓውዲ ጥዕና…

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ተዓዊቱ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ነቲ ውድድር  ብ1 ሰዓትን 01 ሰኮንድን 21 ማይክሮ ሰኮንድን ኢዩ ዛዚሙዎ። ብደቂ ኣኒስቲዮ ድማ ኣትሌት መስከረም ማሞ መበል ሳልሳይ…

ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኔዘርላንድስ ኣምስተርዳም  ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ተዓዊታ። ብርቱካን ወልዴ ኣብቲ ውድድር መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዝዛዘመት እንትትከውን ኣትሌት  መቅደስ ሽመልስ ድማ ሳልሰይቲ ኮይና። ነቲ…

ምልክት ቋንቋ ንምስፋሕ ግቡእ ጠመተ ንክግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምልክት ቋንቋ ንምስፋሕ ግቡእ ጠመተ ንክግበር ተሓቲቱ። ዓለም ለኸ ሰሙን ምስማዕ ዝተስኣኖም “ብዘይኣፍልጦ ምልክት ቋንቋ ሰብኣዊ መሰላት ምስማዕ ዝተስኣኖም ክኽበሩ ኣይኽእሉን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዓለም ንመበል 67 ግዘ ኣብ…