ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል ኮይነን Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል 2025 ኮይነን፡፡ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ሰባኺት ዴሞክራሲ ብምዃን ኣብ ሃገረን ዴሞክራሲ ክዓስል ንምግባር ብርቱ ቃልሲ ብምግባር ይፍለጣ። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላዊ ሪፎርም ምንቅስቓስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ኣዕቢዩ ኢዩ – ኮሚሽነር ዘላለም መንግስቴ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዝተሳለጠ ትካላዊ ሪፎም ፖሊስ ኣብቲ ክልል ምንቅስቓስ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ አዕቢዩ ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ፖሊስ እቲ ክልል ዘላለም መንግስቴ (ዶ/ር)። ኮሚሽነር ዘላለም መንግስቴ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ፖሊስ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝረአን ዝተረኸበን ውፅኢት ናብ ዘይምእማንን ዘይምቕባልን ናብ ዝመርሕ መፈንጠር ሓሳብ ክንወድቕ ኣይብልናን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ረቡዕ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ኣፅዲቓ Desta Oct 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ድሕንነት እስራኤል ቀዳማይ ዙር ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ጋዛ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቤኒያሚን ኒታንያሁ ከምዝበሎ፥ ብፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ዝተረፉ ተዓገትትቲ…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ መበል 19 ግጥም ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ብ 2 ብምስዓር ንፍፃመ ምሓላፋ ኣረጋጊፃ። ቅዱስ ጊዮርጊስ ሸቶታት ዓወት ብቢንያም ፍቕሩ (2)ን ፉዓድ ኢብራሂምን ብገዛእ ርእሶም ሸቶ ኣመዝጊቡ።…
ቴክኖሎጂ ኣጠቓቕማ ስማርት ስልኪን ምምላእ ማሕበራዊ ርክብን… mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ መጠን ንላዕሊ ስማርት ስልኪ ምጥቃም ሰባት ካብ ምቅርራብ ሕድሕድ ስድራ ዝርብሽ ለበዳ ኮይኑ ኣሎ። ልእልቲ ዌልስ ኬት ካትሪን መራኸቢ ቴክኖሎጂታት ንሰባት ከቀራረቡ እዮም ተባሂሉ ዋላ ዃ ተተሓሰበ ብኣንፃሩ ግን ንማሕበራዊ…
ጥዕና ንክልላት ተንቀሳቐስቲ ክሊኒክ ኣምቡላንሳት ድጋፍ ተገይሩ mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ን9 ክልላት 450 ሚሊየን ብር ዝዋግአን ተንቀሳቐስቲ ክሊኒክ ኣምቡላንሳት ድጋፍ ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፤ እተን ኣምቡላንሳት ካብ መንግስቲ ጃፓን ብዝተረኸበ ድጋፍ ገንዘብ ዝተዓደጋ ተዛሪበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ተጀሚሩ mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ሎሚ ተጀሚሩ። ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፣ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ንምዕባይ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ባቡር ተስፋሕፍሕ ኣላ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ንምዕባይ ፍርያት ኣታዊን ወፃኢን ንምጉዕዓዝ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ባቡር ተስፋሕፍሕ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኤ ኤም ጂ ምስ ቀንዲ መስመር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ክህሎት ንምዕባይን ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅ ፅቡቕ ስጉምቲታት ኬድና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) mizan mekonen Oct 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዲጂታል ክህሎት ንምዕባይን ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅን ፅቡቕ ስጉምቲታት ኬድና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር)፡፡ መበል 24 ጉባኤ ኮሜሳ “ዲጂታላይዜሽን ንልምዓት ዞባዊ ሰንሰለት ምጉልባት ብምጥቃም ንዘላቒን ንኹሉ…