ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዓ ዓለም 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ጊኒ ቢሳው ክተካይድ ኢያ፡፡ ካብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2026 ምስንባታ ኣቐዲማ ዘረጋገፀት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ መርሃ ግብሪ ንምምላእ ኢያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ያታ ኣፍሪካ ኣብ ከይዲ ምፍጣር ርኡይ ግደ ክህልዋ ትፅቢት ይግበር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ያታ ኣፍሪካ ኣብ ከይዲ ምፍጣር ርኡይ ግደ መህላው ሓላፍነታ ከምዝኾነ ዘይተርፍ ጉዳይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ሎሚ “ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ” ዝተብሃለ ሚዲያ ፓን ኣፍሪካ ብዕሊ ስርሑ ኣብ…
ቢዝነስ ባንኪ ወጋገን ባንክ ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ ኣታዊ 13 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ረኺቡ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ወጋገን ባንክ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ ኣታዊ 13 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ረኺቡ። ብመሰረት እዚ ትርፊ ሓደ ኣክሲዮን ናብ 46 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ክብ ከምዘበለ ዕላዊ ገይሩ። ኣካቢ ቦርድ እቲ ባንኪ ኣይተ ኣብዲሻ ሑሴን፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሽልማት ኖቤል ፊዚክስ ንሰለስተ ሳይንትስታት ተዋሂቡ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሽልማት ኖቤል ፊዚክስ 2025 ንሰለስተ ሳይንትስታት ተዋሂቡ። ጆን ክላርክ፣ ሚኬል ኤች ዲቮሬትን ጆን ኤም ማርቲንስን እቲ ሽልማት ዝተዓወቱ ሞያተኛታት ኮምፒውተር ምህድስና ኢዮም። እቲ ሽልማት ንቐፃሊ ትውልዲ ዝምጥን ጠንካራ ኮምፒውተራት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋታ ዛዚማ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ስምምዕነት ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋታ ዛዚማ ኢሉ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን። ናይቲ ምድላው ምዝዛመን መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕዳጋን ዝጠመተ መግለፂ ዝሃቡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ያስሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ 13 ጥርዓናት ትርጉም ሕገመንግስቲ የድልዮም ክብል ውሳነ አሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ ካብ ሞንጎ ዝቐረቡሉ 13 ጥርዓናት ትርጉም ሕገመንግስቲ የድልዮም ክብል ውሳነ አሕሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዋሚ ኮሚቴ ክትትል ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣይተ መስፍን ጣሰውን ኣባላት ማኔጅመንትን ብምዃን ኣብ ወሰን ወሓዚ ሩባን ስራሕቲ…
ቢዝነስ ስርዓት ቁፅፅር መረዳእታ ኮንስትራክሽን ዕላዊ ኮይኑ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገለፅነትን ተሓታትነትን ንምንጋስ ዘኽእል ስርዓት ቁፅፅር ሓበሬታ ኮንስትራክሽን ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ብምግባር ናብ ተግባር ዝኣተወ ሃገራዊ ኢኒሼቲቭ ትራንስፎርሜሽን ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ሻድሻይ ዘበን ፓርላማ ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ነዚ ዕለት ዝተትሓዙ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ዘትኡ ኣብ ምስላጥ ይርከብ። ዳይሬክተር ኮሚኒኬሽንን ርክብ ህዝብን ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባሕር ዳር ብሓበራዊ ፃዕሪ ጥንኩራት ኣመራርሓን ነበርቲን እናወቀበትን እናደመቐትን ትርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባሕር ዳር ከም ወጋሕታ መስከረም ፅባቐ፣ ተስፋን ልምዓትን ኮይኑሎም ተመልኪትና ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ማይ ምስ ፅባቐን ህድኣትን፤ መልክዓ ምድሪ ምስ ልሙዕነቱ፤ ልምላመ ምስ ንፅህና ዝተዓደለት መልክት ፅባቐ ባህር ዳር…