ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ብኣማራፅታት ሰላም ኣቢሉ ሰላም ኢትዮጵያ ዘተኣማምን ንምግባር ይሰርሕ ኣሎ Desta Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብኣማራፅታት ሰላም ኣቢሉ ሰላም ኢትዮጵያ ዘተኣማምን ንምግባር ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። መኽፈቲ ስነ ሰርዓት መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ሓምሻይ ዓመት ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ካብ ንግዲ ወፃኢ 8 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2017 ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን 8 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ካብ ንግዲ ወፃኢ ረኺባ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ መበል 6ይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ድሕሪ 30 ዓመታት ዓለም ለኻዊ መዘራረቢ ዛዕባ ምግባር ተኻኢሉ-ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን እትርከብ ሃገር ኢያ፤ መፃኢ ዕድላ እውን ምስ ክልቲኦም ማያት ኣዝዩ ዝተዛመደ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ሓምሻይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ዴሞክራሲያዊን ተኣማኒን ንኽኸውን ብሓላፍነት ክስራሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ዝካየድ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ፍትሓዊ፣ ሰላማዊ፣ ዴሞክራሲያዊን ተኣማኒን ንኽኸውን መንግስቲ ብሓላፍነት ክሰርሕ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ መበል 6ይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቕነት ዘለዎ በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ፍትሓዊ ሕቶ ብማሕበረሰብ ዓለም ዘለዎ ቅቡልነት ይዛይድ ኣሎ-ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እተቕርቦ ዘላ ዘተኣማምንን ዘላቕነት ዘለዎን በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ፍትሓዊ ሕቶ ብማሕበረሰብ ዓለም ዘለዎ ቅቡልነት ይዛይድ ኣሎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ኢትዮጵያ ብሃፍቲታት ዶብ ተሳጋሪ ፍትሓዊ ተረባሕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንፈታት ልምዓት ካብ ውሱን ዘፈር ናብ በዓል ብዙሕ ዓውዲ ተቐይሩ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣንፈታት ልምዓት ካብ ውሱን ዘፈር ናብ በዓል ብዙሕ ዓውዲ ተቐይሩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፡፡ መበል 6ይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ወፃኢ ማእኸልን መሰረታዊ ስሕበትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ዜጋታት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ወፃኢ ማእኸልን መሰረታዊ ስሕበትን ብሄራዊ ረብሓን ክብሪን ዜጋታት ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ። መበል ሻድሻይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መወዳእታ እዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም፡፡ ኣብ ሮማንያ ዝተኻየደዳድድር 10 ኪሎ ሜትሮብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ክዕወቱ ዝኸኣሉ እንትኾኑ፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ከበሪ ቤጂጋ ከምኡ እውንብደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት መኽፈቲ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢን ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓል ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ስነ ስርዓት መኽፈቲ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓል ክካየድ ኢዩ፡፡ ናይ ሓደ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዲሪኢ ካብ መወዳእታ ሰሙን ሰኑይ ወርሒ መስከረም ክሳብ 30 ሰነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ – ኣባገዳ ጎበና ሆላ Desta Oct 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ ኢሎም ኣባገዳ ቱለማ ጎበና ሆላ። ኣባ ገዳ ጎበና ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔን ሃርሰዴን 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ…