ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Sep 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታውን ባህላውን ስነ-ስርዓት ብዓብዩ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ትማሊ በዓል መስቀል ብዓብዩ ድምቀትን ብስነ-ስርዓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ደመራ ኣብ መልላእ ሃገር ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ-ፖሊስ ፌዴራል Desta Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ደመራ 2018 ዓ.ም ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ መልላእ ሃገር ብድሙቕ ተኸቢሩ ተዛዚሙ ኢሉ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድ ኣብ መልላእ ሃገር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ምብራቕ ኣብ ዞባታት ጎጃምን ደቡብ ጎንደርን ምንቅስቓስ ፅንፈኛ ጉጅለ እናሰዓበ ስጉምቲ ብምውሳድ ሰላም እቲ ከባቢ የፅንዕ ኣሎ – ጀነራል ኣበባው… Desta Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባታት ጎጃምን ደቡብ ጎንደርን ምንቅስቓስ ፅንፈኛ ጉጅለ እናሰዓበ ስጉምቲ ብምውሳድ ሰላም እቲ ከባቢ የፅንዕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹምን ኣካቢ ካውንስ ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ጀነራል ኣበባው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍፁምን ዘላቕን ሰላም እንደሊ እንተኾይንና ይቕሬታ፣ ሓድነትን ፍትሒን ምርግጋፅ ይግባእ- ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Desta Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍፁምን ዘላቕን ሰላም እንደሊ እንተኾይንና ይቕሬታ፣ ሓድነትን ፍትሒን ምርግጋፅ ይግባእ ኢሎም ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ። በዓል መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ደመራ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዘርእይ ሃይማኖታዊ በዓል ኢዩ- ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ Desta Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ደመራ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዘርእይ ሃይማኖታዊ በዓል ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ። በዓል መስቀል ደመራ 2018 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ደመራ ካብ እዋን ናብ እዋን ድምቀቱ እናወሰኸ ይኽበር ኣሎ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ደመራ ካብ እዋን ናብ እዋን ድምቀቱ እናወሰኸ ይኽበር ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። በዓል መስቀል ደመራ 2018 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ደመራ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ Desta Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ደመራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላት መርኣያ ብዙህነት ኢትዮጵያ ኢዮም-መንግስቲ Desta Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላት መርኣያ ብዙህነት ኢትዮጵያ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መስቀል ዳመራ በዓል ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዘይድህሰሱ ቅርስነት ካብ ዘመዝገበቶም በዓላት ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 253 ገዛውቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገር ኣረኪበን Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 253 ገዛውቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ሓጋዚ ንዘይብሎም ክፋላት ሕብረተሰብን ኣመሓላሊፈን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣዚዮም ስለዝጎሳቖሉ ፈሪሶም ዝተሃነፁ 253 ገዛውቲ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መስቀል 2018 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እዚ ዓመት ብርሃን ኢትዮጵያ እንትወፅእ እንሪአሉ ክኸውን ኢዩ ኢሎም፡፡…