ስፓርት ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክካየድ እዩ mizan mekonen Sep 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ጥቅምቲ ካልኣይ ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ እቲ ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ንድኹማት ዓቕሚ ዝሃነፆም መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቡ mizan mekonen Sep 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብምምሕዳር ወንዶገነት ንድኹማት ዓቕሚ ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ኣብ እዋን ምትሕልላፍ ኣባይቲ ከምዝበልዎ፤ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ካብ ትካላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ኣፍሪካውያን ብዘይ ሓገዝ ምዕራብ ዓለም ፕሮጀክት ክሃንፁ ከምዝኽእሉ ኣርኢዩ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣፍሪካውያን ብዘይ ሓገዝ ምዕራብ ዓለም ፕሮጀክት ክሃንፁ ከምዝኽእሉ ኣርኢዩ ኢዩ። ዘ ሳህል ሲግናል ዝተብሃለ ገፅ ዩቲዩብ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ ትንታነ÷ ኢትዮጵያ ዓይኒ ዓለም ዝሰሓበ ግድብ ህዳሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ሕቡራት መንግስታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ልዑል ረብሓ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Sep 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ግድብ ህዳሰ ሕቡራት መንግስታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ልዑል ረብሓ ኣለዎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት መበል 80 ሓፈሻዊ ኣኼባ እናተሳተፉ ዘለው ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ mizan mekonen Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ደሴ ዙርያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 12 ሰባት ሓሊፉ። ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ወረዳ ኮማንደር መሓመድ ሰይድ ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፣ ሎሚ መበገሲኣ ካብ መካነ ሰላም ዝገበረት ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ስነ ስርዓት መኽፈቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንኢትዮጵያ ወኪሉ ይሳተፍ ኣሎ። ዋና ፅሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶንዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ዝሕግዙ ባህላዊ ክብሪታት ምጥንኻር ይግባእ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ብምጥንኻር ሓበራዊ ተረባሕነት ንመርግጋፅ ዝኽግዙ ከም "ያሆዴ" ዝበሉ ባህላዊ ክብሪታት ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፡፡ በዓል መለወጢ ዘበን ሃዲያ "ያሆዴ" ብዝተፈላለዩ ባህላዊ…
ስፓርት ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃቲ ክፍሊ መስመር ጋንታ ኣርሰናል ኖኒ ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሓደ ማዕረ ኣብ ዝተፈላለያሉ 5ይ ሰሙን ፀወታ እቲ ሊግ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓል “ዮ ማስቃላ” ዝካየድ ስነ ሰርዓት “ሶፌ” Desta Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ጋሞ ዘበን መለወጢ ኣብ ዝኾነ በዓል "ዮ ማስቃላ" ዝካየድ ስነ ሰርዓት "ሶፌ" በቲ ብሄረሰብ ዝኽበር ድሙቕ ስነ ሰርዓት ኢዩ። "ሶፌ" ዘብል ቃል ጋሞኛ አነትኸወነ፥ መርዑ ፅባቐኦም ብውድድር ዘርእይሉ ባህላዊ ስነ ሰርዓትን ክብሪ በዓል…
ቢዝነስ ኣብ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ትኹረት ዝተገበረሎም ዘፈረታ ለውጢ ኣምፂኦም – ኣምባሳደር ግርማ ብሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ትኹረት ዝተገበረሎም ዘፈራት ዝሐሸ ቁጠባዊ ዕቤት ንኽምዝገብ ዕድል ፈጢሮም ኢሎም ኣማኻሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ግርማ ብሩ፡፡ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዘፈር…