Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 26 ሺሕ ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ንሓረስቶት ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 26 ሺሕ ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ሎሚ መዓልቲ ንሓረስቶት ተኸፋፊሉ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም፡፡ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ኣብቲ እዋን…

ብሩህ ተስፋ መፃኢ ዝእመተሉ በዓል መስቀልን ዓጋመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ኣብ ኣብ መላእ ክልል ትግራይ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ፣ ባህላዊን ያታዊን ትሕዝቶታት ዝኽበር በዓል ኢዩ። እቲ በዓል ኣብ ዞባ ምብራቕ ብፍላይ ድማ ከባቢ ዓዲ-ግራት፣ ግሎመኸዳ፣ ጋንታኣፈሹም፣ ሱብሓ ሳዕስዕ፣ ፃዕዳ እንባ  ወዘተ ድማ…

ግድብ ህዳሰ ናይ ዘበናት ኒሕ ኢትዮጵያውያን ዝመለሰ ኢዩ – ከንቲባ ከድር ጁሃር

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ዘበናት ኒሕ ኢትዮጵያውያን ዝመለሰ ኢዩ ኢሎም ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃር። ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ብምምልካት ኣብ ስቴዲየም ከተማ ድሬዳዋ ሰልፊ ድጋፍን መግለፂ ሓጎስን ተኻይዱ፡፡ ከንቲባ ከድር…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ጠመተ ብምግባር ኣብ ከተማ ሆሳእና ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ቱሪዝምን ዘላቒ ለውጢን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል ብብርኪ ዓለም ንመበል 46 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 38 ግዘ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ጠመተ ብምግባር ኣብ ከተማ ሆሳእና ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ዕለት ምኽኒያት ብምግባር…

ግድብ ህዳሰ መርኣያ ምብራኽ ኢትዮጵያ ኢዩ – ወ/ሮ ሮዛ ኡመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሕብረት ዕላዊ ዝኾነ ዓብዪ ገድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መርኣያ ምብራኽ ኢትዮጵያ ኢዩ  ኢለን ምክትል ረእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ወ/ሮ ሮዛ ኡመር። “ብሕብረት ክኢልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መግለፂ ታሕጓስ ሰልፊ ደገፍ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት…

ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልል ሃረሪ መግለፂ ታሕጓስ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልል ሃረሪ መግለፂ ታሕጓስ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ክልል ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ገፀርን ከተማን ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ኣብ ከተማ ሃረር ብምእካብ ኢዮም እቲ ሰልፊ ዘካይዱ ዘለዉ። “ብሕብረት…

ድሕሪ 34 ዓመታት ብዘይ ወርቂ ዝተመለሰ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ቶኪዮ እናተኻየደ ዝቐነየ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ክልተ ብሩርን ክልተ ነሓስን ብድምሩ ኣርባዕተ ሜዳልያታት ብምርካብ ውድድራ ዛዚማ። ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝረኸበቶ በዝሒ…

ኣምባሳደር ምግቢ ኢትዮጵያ ወይዘሮ ሙና ኣብ ስኮትላንድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገረ ስኮትላንድ እንዳ ምግቢ ሓበሻ ዝኸፈተት ወይዘሮ ሙና ምግቢታት ኢትጵያ ብምፍላጥ ኣፍልጦ ኣትሪፋ ኣላ፡፡ ብባዕለ ሼፍ ሙና ዝተመስረተ እቲ ቤት ብልዒ ኣብ ኢትዮጵያ ብበዝሒ ዝተለመደን መለለዪ ኢትዮጵያውያን ዝኾነን በየዓይነት፣ ጥብሲ፣…

ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ – ትፅቢት ዝግበረሉ ንሕንሕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት 12:30 ኣርሰናል ንማንቼስተር ሲቲ ኣብ ኤምሬትስ ተተኣናግደሉ መርሃ ግብሪ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብ ኩሎም ውድድራት ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት ብማንቼስተር ሲቲ ምንም ስዕረት ዘየተኣናገደት…

ህልውናን ብሄራዊ ረብሓታትን ሃገርና ንምሕላው ሰራዊትና ልዕሊ ማንም እዋን ድሉው ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህልውናን ብሄራዊ ረብሓታትን ሃገርና ንምሕላው ሰራዊትና ልዕሊ ማንም እዋን ድሉው ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ቤት ትምህርቲ ሓፂር ኮርስ ሕፁያት መኮንናት ሁርሶ መበል 26 ሰልጠንቲ ንስር ኮርስ…