ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ዝተሃነፁ 1 ሺሕን 671 መንበሪ ኣባይቲ ንሕብረተሰብ ኣረኪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ብኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ዝተሃነፁ 1 ሺሕን 671 መንበሪ ኣባይቲ ንዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣረኪበን።
ዝተሃነፁ ኣባይቲች ንሰብ ውዕለታ ሃገር፣ ንኣረጋውያን፣ ንጉዱኣት…