መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፅርየት ኣገልግሎትን ዕግበት ዓማዊልን ዘይናጋዕ ቅዋሙ ብተግባር የርእይ ኣሎ-ኣይተ መስፈን ጣሰው
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ፅርየት ኣገልግሎትን ዕግበት ዓማዊልን ዘይናጋዕ ቅዋሙ ብተግባር የርእይ ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፈን ጣሰው።
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ 2026 ዓ.ም.ፈ ንዓማዊሉ ዘቕርቦም ምግብታት…