ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ቤት ዕዮ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ማሳድ ቡሎስ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ዕዮ ስቴት ዲፓርትመንት…