ማይ ኣባይ ንብሕቲ እናተጠቐሙ ዝነበሩ ኣካላት ስምምዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ክቕፅሉ ይደልዩ ኢዮም – ጌዲዮን ኣስፋው (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማይ ኣባይ ንብሕቲ እናተጠቐሙ ዝነበሩ ኣካላት ስምምዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ክቕፅሉ ይደልዩ ኢዮም ኢሎም ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጌዲዮን ኣስፋው (ኢ/ር)፡፡
ኣብ ሩባ ኣባይ ግብፂን ሱዳንን ኣብ እዋን ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝነበሩ ስምምዓት…