ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መግለፂ ህብረ ብሄራውነት ኢትዮጵያውያን ዝኾነ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም፡፡ ናይ ኢትዮጵያውያን ናይ ዘበናት ሕራነ ዝነበረ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህንፀቱ ተዛዚሙ ስነ ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብይን ታሪኽን ፖለቲካን ዝለወጥናሉ ትእምርቲ ሓበራዊ ዓወታትና ኢዮም! Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2025 0 ብይን ታሪኽን ፖለቲካን ዝለወጥናሉ ትእምርቲ ሓበራዊ ዓወታትና ኢዮም! ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብፃዕሪ፣ ረሃፅ፣ ፍልጠትን ደምን ደቂ ዓባይ ኢትዮጵያ ዝተሃነፀ ትእምርቲ ምኽኣል ኢዩ፡፡ ድሕሪ ሕዚ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ተፈጥሮኣ ፍትሓዊ ተረባሕነት እምበር ተመልካቲት ኣይኮነትን፤ ኣብ ኣፍሪካ ወናኒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ዲፕሎማሲያ ዑደት ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንቱ ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስተር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋይ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ዘትዮም mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ቴሬሳ ሪቤራ ዘትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ጎና ጎኒ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተናታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ሓደ ሃገር ጥራሕ መፍትሒ ኣየምፅእን mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብዚ ሕዚ እዋን ንዓለም ፈታኒ ዝኾነ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ኣየር ሓደ ሃገር ጥራሕ መፍትሒ ኣየምፅእን ስለዘየምፅእ ዝተወደበ ፃዕሪ ክግበር ተሓቲቱ፡፡ ኣብ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ 2ይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዑል ደረጃ እናዓበየ ዝርከብ ምትሕብባር ጉምሩኽ ኢትዮ-ጅቡቲ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምትሕብባር ጉምሩኽ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብልዑል ደረጃ እናዓበየን እናሰፍሐን መፂኡ። መበል 12 ዘተ ቀዋሚ ኮሚቴ ቴክኒክ ኮሚሽናት ጉምሩኽ ኢትዮ-ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ንግዲኢ፣ ንቨስትመንትን ሓፈሻዊ ስርዓት ምምሕዳር ጉምሩኽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ ወርቂ፣ ጥረ ገንዘብን መሳርሒታት ኣፅዋርን ተሳቲፎም ዝተብሃሉ 76 ተጠርተርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዘይሕጋዊ ወርቂ፣ ጥረ ገንዘብን መሳርሒታት ኣፅዋርን ተሳቲፎም ዝተብሃሉ 76 ተጠርተርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ኢሉ ግልጋሎት መርበብ ብሄራዊ ደሕንነት፡፡ እቲ ግልጋሎት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፣ ኣብ ዝተገለፁ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ንግሆ ኣብ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ 2ይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ኣፍሪካ ፅዕንቶ ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘለዋ… mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ከም ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር፣ ሓለዋ ክሊማን ዝተመቻቸወ ሕርሻን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከም ኣብነት ብምልዓል ስራሕቲ ኢትዮጵያ ከም ኣብነት ኣረዲኦም። ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ሓገዝ ክሊማ ናብ ኢንቨስትመንት ለውጢ ክሊማ ምግባር ከምዝግባእ "Climate Innovation Compact"…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ቅድሚ ዓለም ብርእሳ ዓቕሚ ለውጢ ናይ ምምፃእ ዓቕሚ ሒዛ ክትቀርብ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣፍሪካ ኣብ ቅድሚ ዓለም ተደራዳሪት ኣካል ዘይኮነትስ ብርእሳ ዓቕሚ ለውጢ ናይ ምምፃእ ዓቕሚ ሒዛ ክትቀርብ ኣለዋ ኢሎም፡፡ ካልኣይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ‘ዓለም ለኸ መፍትሒታት ንብረት ኣይር ምቅልጣ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘዕወተቶም ልምዲታት እተካፍለሉ መድረኽ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እተተኣናግዶ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ሃገርና ዘዕወተቶም ጭቡጣት ልምዲታት ተካፍለሉ መድረኽ ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…