ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ምብራኽና ንኣፍሪካውያን ኣሕዋትና ዝተርፍ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ምብራኽና ንኣፍሪካውያን ኣሕዋትና ዝተርፍን ንዓለም ዝንገርን ምስክርነት ኢዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ንምስታፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ብሄራዊ ረብሓና ንምርግጋፅ ንድሕሪት ዝጎትተን ነገር ከምዘየለ መርአያ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዝዛም ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ብሄራዊ ረብሓኣ ንምርግጋፅ ንድሕሪት ዝጎታ ነገር ከምዘየለ ዘርአናሉ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታው ከምዝበሉዎ÷ ንኣባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝተመዝገቡ ትእምርታዊ ለውጢታት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣስተዋፅኦ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ለውጢ ዓመታት ዝተተግበሩ መመሓየሺታት ኢኮኖሚ ብኩሉ መዳይ ትእምርታዊ ለውጢታት ንኽምዝገቡ ኣስተዋፅኦ ገይሩ ኢዩ ኢሎም። 3 ጳጉሜን መዓልቲ ዝላ ኣመልኪቱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ስራሕቲ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎረባብቲ ውዳታት ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ኣብ ሩባ ኣባይ ብሓባር ዘኽብሩዎ በዓል ሩፋኤል … Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3 ጳጉሜን ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሩፋኤል ዝሕበረሉ ዕለት ኢዩ፡፡ ብቛንቋ እብራይስጥ 'ሩፋ' ማለት ጥዕና፣ ፈውሲ፣ መድሓኒት፣ ርህራሄ፣ መሓሪ ማለት እንትኸውን÷ 'ኤል' ድማ ኣምላኽ ወይ እውን እግዚአብሄር ዝብል ትርጉም ኣለዎ። ብመሰረት እዚ ሩፋኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ዓውዲ ዝተመዝገበ ለውጢ ኢትዮጵያ ቀፃሊ ትበፅሐሉ ዕብየት ዘርኢ እዩ mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዝተመዝገበ ለውጢ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ እትበፅሐሉ ዕብየት ዘርኢ እዪ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፡፡ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ዝላ ኣብ ሳይንስ ሙዚም “ ምዕባለ ንዘላቒ ዕብየት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኸበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሊማ ንምፅዋር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንምርኢት ቀሪቡ mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ሎሚ ምክያድ ዝጀመረ 2ይ ጉባኤ ለውጢ ክሊማ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንምርኢት ቀሪቦም፡፡ እቲ ጉባኤ ‘ዓለም ለኸ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምስላጥ፣ ሓምለዋይ ልምዓት ኣፍሪካ ብፋይናንስ ምሕጋዝ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 3 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳተፍቲ 2ይ ጉባኤ ኣፍሪካ ካሪቢያን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሻሸመኔ ኣትዮም mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ተሳተፍቲ 2ይ ጉባኤ ኣፍሪካ ካሪቢያን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ከተማ ሻሸመኔ ኣትዮም፡፡ እቶም ተሳተፍቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ ምስ በፅሑ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ናይ ካሪቢያን ሃገር ዝኾኑ ዜጋታት ጃማይካ ኣብ ከተማ…
ስፓርት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናብ ፊፋ ጥርዓን ኣቕሪቡ mizan mekonen Sep 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ዓርቢ ምሸት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኢትዮጵያን ግብፂን ብዝምልከት ናብ ፊፋ ጥርዓን ኣቕሪቡ። እቲ ፌዴሬሽን ኣብቲ ፀወታ ዝተፈፀሙ ጉድለት ስነምግባር ስዒቡ እዩ ንማሕበር ኩዕሶ እግሪ ዓለም ለኸ ጥርዓን ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገስጋስ ንዘላቒ ዕብየት! mizan mekonen Sep 8, 2025 0 እንዃዕ ናብ 3ይ መዓልቲ ገስጋስ ጳጉሜን ኣብፅሐኩም! መዓልቲ ምዕባለ እነክብሮ ዝጀመርናዮ ጉዕዞ ዕብየት ብምስፋሕን ብምፅናዕን ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እዩ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብዙሓት ውፅኢታት ለውጥታት ኣመዝጊባ እያ። ኣብ ኩለመዳያዊ ኣተገባብራ ማክሮ ኢኮኖሚ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሕብረት ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሪያድ ተኸቢሩ Desta Sep 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሕብረትን መዛዘሚ ህንፀት ግድብ ህዳሰን ዝጠመተ መድረኽ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሪያድ ተሳሊጡ። “ብዙህነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ሪያድን ከባቢኣን ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ…