ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ከይዱ ከቢድ ይኹን እምበር ፍሪኡ ጥዑም ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መድከሚ ይኹን እምበር ፍሪኡ ኣዚዩ ጥዑም ክኸውን ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ኣብ ዝገበሩዎ ፃሒት፥…