Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ፈተናታት ብምፅዋር ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ተመዝጊቦም – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ፈተናታት ብምፅዋር ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዓወት ኣመዝጊቦም ኢሎም ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ዓበይቲ ብመንግስቲ ዝተስርሑ ከምኡ እውን ተስፋታት ኣመልኪቶም…

ስትሮክ ፋውንዴሽን ማእኸል ሕክምና ክህነፅ ደገፍ ክግበር እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስትሮክ ፋውንዴሽን ማእኸል ሕክምና ክህነፅ ደገፍ ክግበር እዩ ኢለን፡፡ እቲ ፋውንዴሽን ዝተማልአ ማእከል ሕክምና ንምህናፅ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። እተን ከንቲባ እቲ ፋውንዴሽን ካብ ግዘ ናብ…

ፕሬዚዳንት ሺ ሃገራት ንፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሑ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ሃገራት ዝያዳ ፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቶም ፕሬዚዳንት ነዙይ ዝበሉ ኣብ ቻይና ትርከብ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ኣኼባ ምትሕብባር እዩ፡፡ ምምሕዳር ዓለም…

ማንቼስተር ሲቲ ንዶናሩማ ኣፈሪማቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማንቼስተር ሲቲ 30 ሚሊን ዩሮ ወፃኢ ብምግባር ንጣሊያናዊ ሓላዊ ሽቶ ጂያንሉጂ ዶናሩማ ካብ ፒኤስጂ ምፋራማ ዕላዊ ገይራ። ዶናሩማ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2030 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሕ ኪንትራት ተፈራሪሙ፡፡ እዚ…

ዝመፁ መዓልታት ጳጉሜን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ዕዉታት ስራሕቲን መፃኢ ሃገራዊ ትልሚታት ዝፍለጥሉ ኣብ መፃኢ መዓልቲ ጳጉሜን ዝተፈላለየ ኣስማት ተዋሂብዎም። ጳጉሜን-1 መዓልቲ ፅንዓት መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ መሰረት ድልዱል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንብልፅግና…

2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይዛዘም ኣብ ዘሎ 2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ናይ 2017 ዓ.ም ባጀት ዓመት ዓበይቲ ናይ መንግስቲ ተግባራት ከምኡውን…

ፅባቐ ሃገርን ባህሊን ንዓለም ዘፋለጠ ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሩሲያ ኣብ ዘሰናደኦ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ማርችንግ ባንድ ፅባቐ ሃገርን ባህሊን ንዓለም ዘፋለጠ ዘኹርዕ ተግባር ፈፂሙ። ኣብቲ ፌስቲቫል ዝተሳተፈ ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ ንጎሆ ናብ…

 “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ  መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ፍልፍል ኣታዊ ዕላዊ ኮይኑ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)፥ እቲ ግድብ መርኣያ ሓድነትናን ፅንዓትናን ዝኾነ ናይዚ…

ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት  ሓደ ሺሕ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሱዳን ግዝኣት ዳርፉር ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት  ሓደ ሺሕ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ ኣብታ ሃገር ካብ ዘሎ ጎንፂ ብምህዳም ብዙሓት ተመዛበልቲ ኣብ ዘዕቑብሉ መንደር ታራሲን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጀሚሩ ንድሕሪት ዝኸደ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ከምዝበሉዎ፥ ዓብዪ ግድብ…