ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 13 ቢሊየን ብር ዝግመት ኣገልግሎት ወለንታ ተበርኪቱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ መሓዙት ልምዓትን ህዝቢን ንምምህዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 13 ቢሊየን ብር ዝግመት ኣገልግሎት ወለንታ ተበርኪቱ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ “ብትግሃት ንኣዲስ ኣበባ ናብ ዝለዓለ ዓወት!” ብዝብል መሪሕ…
ጥዕና ኢትዮጵያ ንቫይረስ ማርበርግ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂራቶ mizan mekonen Jan 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ቫይረስ ማርበርግ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁፃር ተኻኢሉ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና። ኢትዮጵያ ቅልጡፍ ምላሽን ምሕደራን ህዝባዊ ጥዕናን ምቁፅፃር ሕማም ቫይረስ ማርበርግ ዝተመዝገበ ዓወታት ናይ ምብሳር መድረኽ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድርድር አንትካየድ ክሕሰብ ዝግበኦ ንሃገር ዘለዎ ረብሓ ኢዩ- ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር) Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድርድር አንትካየድ ክሕሰብ ዝግበኦ ንሃገር ዘለዎ ረብሓ ኢዩ ኢሎም ተመራማሪ ሃይድሮ ፖለቲክስን ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር)። ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር) ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር…
ቢዝነስ ባንክታት ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም-ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንክታት ካብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ጀሚሮም ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም ኢሉ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቶም ባንኪታት ነዝተመረፁ ናውቲታት ሰነድ ልቓሕ ይኹን…
ስፓርት ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብርዎ ፀወታ ሎሚ ክካየድ ኢዩ Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መበል 23 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ወሲዱ ኣሎ። ኣርሴናል መሪሕነቱ ንምጥንኻር ዓሊሙ ሎሚ ኣብ ዝገብሮ ፀወታ ካብ ማንቼስተር ዩናይትድ ልዑል ንሕንሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓይሊ አየር ኢትዮጵያ ሰማይ ወሰን ኮይኑ ኣይፈልጥን-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሓይሊ አየር ኢትዮጵያ ሰማይ ወሰን ኮይኑ ኣይፈልጥን፤ ኣሰር ጅግንነቱ ዘንብረሉ፣ ብቕዓቱ ዝልከዐሉን ናይ ሃገር ኩርዓት ዝእውጀሉን ሰፊሕ መፃወቲ ሜድኡ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ንምኽባር ካባና ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃእ ካልእ ዝኾነ ሰብ ግቡእ ኣይብሉን – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ጥቕሚ፣ ድልየት ንምኽባር ካባና ካብ ኢትዮጵያውያን ወፃእ ካልእ ዝኾነ ሰብ ግቡእ ኣይብሉን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ኢትዮጵያን…
ቢዝነስ ንተተካእቲ ፍርያት ዝተውሃቦ ትኹረት ብዙሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ mizan mekonen Jan 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ንተተካእቲ ፍርያት ዝተውሃቦ ትኹረት ብዙሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ ኢሉ፡፡ እቲ ሚኒስቴር መድረኽ ኣፈፃፅማ ፈላማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ እናተኻየደ ይርከብ። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምቁፅፃር ክሊ ኣየር ምጥንኻርን ሉኣላውነት ሃገር ምሕላውን ቁልፊ ግደ ዘለዎ በሪ ባሕሪ… mizan mekonen Jan 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሞያ ሕክምና ኣብ ኣቪዬሽን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሰለሞን ጉርሙ (ዶ/ር) ምቁፅፃር ክሊ ኣየር ምጥንኻርን ሉኣላውነት ሃገር ንክሕሎ ይገብር ኢሎም፡፡ መበል 90 ዓመት ክብረ በዓል ብዝተፈላለዩ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ መደባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኩሉ ዓውድታት ዝተተለሙ ስራሕቲ ብማእኸላይ 95 ሚኢታዊ ተዓዊቶም- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jan 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ፈላማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናይዚ በጀት ዓመት ዝተቐየረ ባህሊ ስራሕ፣ ነበርትን መሓዙት ልምዓትን ብማእኸላይ 95 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ትልሚ ስራሕቲ ኣብ ኩሉ ዓውድታት ምዕዋት ተኻኢሉ ኢለን። ኣብ ከተማ…