ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቡሩንዲ ንኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ 2026 ካብ ኣንጎላ ተረኪባ mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቫሪስት ንድዪሺሚዬ ንኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ 2026 ኮይኑ ተመሪፆም። መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚራት ዓረብ ሼክቡት ናህያን ኣል ናህያን ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤሚራት ዓረብ ሼክቡት ናህያን አል ናህያን ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘትዮም mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ዘትዮም mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ዘትዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ጎኒ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስተን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ዘትዮም mizan mekonen Feb 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ዘትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጎኒ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስቶም ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን፡፡ እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምለን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ ካብ ማንም እዋን ብዝበበለፀ ኣድላዪ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ ካብ ማንም እዋን ብዝበበለፀ ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መድረኽ ስርዓት ማዕረ ግምገማ ኣፍሪካ (APRM) መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሮኮ ኣዚዝ አክሃኖች ኣዲስ ኣበባ ኣትዩም mizan mekonen Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሮኮ ኣዚዝ አክሃኖች ኣብ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካን ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ በፅሑ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሩዋንዳ ጀስቲን ንሴንጊዩምቫ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም mizan mekonen Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሩዋንዳ ጀስቲን ንሴንጊዩምቫ (ዶ/ር) ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ጉባኤ ጣልያን ኣፍሪካን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ…