ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወሽመጥ ሆርሙዝ ንኩሎም መርከባት ንግዲ ክፍቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሊባኖስ ዝተገበረ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ስዒቡ ወሽመጥ ሆርሙዝ ምኹለን መራኽብ ንግዲ ክፍቲ ከምዝኾነ ኢራን ኣፍሊጣ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፀፃኢ ኢራን ከምዘፍለጦ÷ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ እናተተግበረ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ዝኾነ ናይ ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብብሄራዊ ኮሚቴ ኮፕ32 ዝተወገኑ ስራሕቲ ገምጊሞም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መበል 32 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት (ኮፕ32) ንምትእንጋድ ምድላዋታ ኣቐዲማ ጀሚራ ኣላ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣሰናዳኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ፅባሕ ክፍፀም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ፅባሕ ክፍፀም ኢዩ፡፡ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ፅባሕ ቀትሪ ሰዓት 8 ኣብ ቤተ ክርስቲያን እንጦጦ ኪዳነምህረት ከምዝፍፀም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣንጋፋዋ ዲፕሎማት…
ጥዕና ሰብ ስራሕ ብልሒ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ረብሓ ንምውዓል … mizan mekonen Apr 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ስራሕ ብልሒ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ረብሓ ንምውዓል ንምኽኣል ይስራሕ ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ላስት ማይል ሄልዝ ብምትሕብባር ንሰብ ሞያ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዝድግፍ ‘ኤችኢፒኣሲስት’ ዝተብሃለ ሰብ ስራሕ ብልሒ ዝሰርሕ ሓዱሽ ቴክኖሎጂ…
ስፓርት ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ mizan mekonen Apr 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ። እታ ኣትሌት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወት ንፈለማ እዋን ብኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ ግራንድ ፕሪክስ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ኣትሌቲክስ ንምስታፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ዘይምህላዋን ኣብ ብልፅግና ኢትዮጵያ ዓብዩ ዕንቅፋት ኮይኑ ክቕፅል እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ዘይምህላዋን ውስንነት ሎጂስቲክስን ኣብ ብልፅግና ኢትዮጵያ ዓብዩ ዕንቅፋት ኮይኑ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ሉኣላውነት" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ጂቡቲ ሓደ ሰራዉር ደም ኢትዮጵያ ስለዝኾነ ብባቡርን ብቅልጡፍ መገዲን ምርኻብ ወሳኒ ጉዳይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ጂቡቲ ሓደ ሰራዉር ደም ኢትዮጵያ ስለዝኾነ ብባቡርን ብቅልጡፍ መገዲን ምስ ማእኸል ሃገር ምርኻብ ወሳኒ ጉዳይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሌትና ንኢትዮጵያ ማእኸል ማኑፋክቸሪንግ ምግባር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ድሌትና ንኢትዮጵያ ማእኸል ማኑፋክቸሪንግ ምግባር ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ "ልቢ ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ በዝሒ ፅሬቶም ተሓሊዩ ክህነፁ ተገይሩ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ በዝሒ ፅሬቶም ተሓሊዩ ክህነፁ ተገይሩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዕቤት ኢኮኖሚ…
ስፓርት ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓብያ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2019 ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ውድድር 2018 ምድብ ለ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሞንጎ ሃላባ ከተማን ደሴ ከተማን ኣብ ሃዋሳ ተኻይዱ። ኣብቲ ፀወታ…