ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ዘትዮም mizan mekonen Feb 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ካቢነ ኬን፣ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዲያስፖራን ሙሳሊያ ሙዳቫዲ (ዶ/ር) ተመያይጦም። ክልቲኦም ሚኒስትራት ምስ ጎና ጎኒ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነት፣ ተኣማንነት፣ ዋጋ ዋንነት ሃገር ዝኾነ ዓወት ዓድዋ mizan mekonen Feb 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓወት ዓድዋ ዋጋ ሓድነት፣ ተኣማንነት፣ ሓላፍነት ዋጋ ሃገራዊ ዋንነትን እዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዮሴፍ ቤኮ (ዶ/ር) ። ብምኽንያት 2ይ ዓመት ህንፀት ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም "ሕድሪ ዓድዋ ንሎሚ ኢትዮጵያ ንናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣሰላ ማእከል ኣገልግሎት ሓደ መሶብ ስራሕ ጀሚሩ mizan mekonen Feb 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣሰላ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ መሶብ ሎሚ ተመሪቑ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ክልል ኦሮምያ ፓርቲ ብልፅግና መንግስቱ በቀለ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲን ፓርቲን ድጋፋዊ ሱፐርቪዥን መዛዘሚ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Feb 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲን ፓርቲን ሱፐርቪዥን ድጋፋዊ መዛዘሚ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 80 ሚኢታዊ እታዎታት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብውሽጢ ሃገር ምምላእ ተኻኢሉ mizan mekonen Feb 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 80 ሚኢታዊ እታወታት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ኣቕረብቲ ንምምላእ ተኻኢሉ ኢሉ። ፈፃሚ ስራሕ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን ኣንዋር ኣብራር ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፤ ኣብ ውሽጢ ዓዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ናብ 28 ለካቲት ተናዊሑ mizan mekonen Feb 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ግዜ ናብ 28 ለካቲት 2018 ዓ.ም ተናዊሑ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ እቲ ቦርድ ዘካይዶም ኣብ ንጥፈታት መግለፂ ይህብ ኣብ ምሃብ ይርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ናብ 28 ለካቲት ተናዊሑ mizan mekonen Feb 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ግዜ ናብ 28 ለካቲት 2018 ዓ.ም ተናዊሑ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ እቲ ቦርድ ዘካይዶም ኣብ ንጥፈታት መግለፂ ይህብ ኣብ ምሃብ ይርከብ፡፡…
ስፓርት ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ፍልልይ ነጥቢ ንምስፋሕ… mizan mekonen Feb 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 26 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ምሸት ሰዓት 5 ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ክትገጥም እያ። ክልቲኤን ጋንታታት ካብ ዘካየድዎ 5 ፀወታታት ኣርሰናል ኣብ ኣርባዕቲኦም ተዓዊታ ብሓደ ድማ ማዕረ ተፈላልያ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ልኡል ፋይሰል ቢን ፋርሃን ኣል ሳዑድ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ንድሕንነት እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሰላም፣ ምርግጋእን ድሕንነትን እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር…