Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

ሰላም ንህዝቢ ኦሮሞ ቀንዲ ክብሩን መለለዪኡን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰላም ንህዝቢ ኦሮሞ ቀንዲ ክብሩን መለለዪኡን ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ፕሮጀክትን መሰረተ ልምዓት መስኖ ቄጦ ኣብ ዝጎብነዩሉ እዋን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ህዝቢ ኦሮሞ ደላዪ…

ፋብሪካ መጥሐኒ እምኒ ፈሓም ኣርጆ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ልዑል ግደ ይፃወት – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋብሪካ መጥሐኒ እምኒ ፈሓም ኣርጆ ካብ ወፃኢ ይኣቱ ዝነበረ ዝተጥሓነ እምኒ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምምላእ ኣብ ኢትዮጵያ ልምዓት ኢንዱስትሪ እቲ ዓውዲ ልዑል ግደ ይፃወት ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ቄጦ ተፈጥሮን መልክዓ ምድሪን እቲ ከባቢ ብግቡእ ንምጥቃም ዝተተግበረ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ቄጦ ተፍሮን መልክዓ ምድሪን እቲ ከባቢ ብግቡእ ንምጥቃም ተሓሲቡ ዝተተግበረ ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷…

ልምዓት ወርቂ ቱሉ ካፒ ሃፍቲ ተፈጥሮና ብኸመይ ንረብሓ ህዝቢ ክንጥቀመሉ ከምእንኽእል ዘርኢ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ልምዓት ወርቂ ቱሉ ካፒ ሃፍቲ ተፈጥሮና ብኸመይ ንረብሓ ሃገርን ህዝቢን ብሓላፍነት ክንጥቀመሉ ከምእንኽእል ዘርኢ ቀንዲ ኣብነት ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናብ ዞባ ቄለም ወለጋ ከተማ ደምቢዶሎ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቄለም ወለጋ ከተማ ደምቢዶሎ ኣቲዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደምቢዶሎ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም ቀዳማይ…

ኣርሰናል ምስ ዎልቭስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ናብ ስታዲየም ሞልኒው ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ክትፃወት ኢያ፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ሓደጋ ምውራድ ምስ ትርከብ ወልቭስ ኣብ ትገብሮ ፀወታ፤ ካብ ተኸታሊታ ማንቼስተር…

ልዕሊ 130 ሚሊየን በዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ተኸልኪላ ምፅንሓ ልክዕ ኣይኮንን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ልዕሊ 130 ሚሊየን በዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ተኸልኪላ ምፅንሓ ልክዕ ኣይኮንን ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት እናካየዱ ዝርከቡ…

ፆም ረመዳን ወርሒ ፅባሕ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 447 ፆም ዓብዩን ቅዱስን ረመዳን ወርሒ ብምርኣዩ ፅባሕ ክጅምር እዩ፡፡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሸሪዓ ፌዴራል ንፋና ዲጂታል ከምዘረጋገፆ፤ መእተዊ ወርሒ ረመዳን ኣብ ኢትዮጱያ ተረእያ። ወርሒ ረመዳን ኣመልኪቱ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ተዛትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዘተና ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቱርክዬን ዘሎ ዘላቒ…

ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቱርክዬ ረጀብ ጠይፕ ኤርዶዋን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ “እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…