Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2026

መርሃ ግብሪ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ኣማን ፍሰሃፂዮን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ስነ-ስርዓት ቀብሪ መስራቲን ወናኒን ኢቢኤስ ቴሌቪዥን ኣይተ ኣማን ፍሰሃፅዮን ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ኣማን ፍሰሃፅዮን ብዝሓደሮም ሕማም ብሕክምና ክትትል እናተገብረሉም ፀኒሑ ብ4 ለካቲት 2018…

ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ክዛዘም እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህንፀት ፕሮጀክት ሶርጋ ኢኮ ሎጅ ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝዛዘም እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ቃላይ ሶርጋ እናተሃነፀ ዝርከብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮሚያ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ምግቢ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮሚያ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ምግቢ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዝስፈርዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዝጀመርናዮ ህንፀት ቡሳ ጎኖፋ ኦሮምያ ዝተዋደደ…

ስራሕቲ ሕርሻዊ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ክልል ኦሮምያ ንዕብየት ሕርሻና ዘሳልጡ እዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዓውዲ ኣግሮ ኢንዳስትሪ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዕብየት ሕርሻና ዘሳልጡ እዮም ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ…

ቅድመ ኩነት ምዝገባ መረፅቲ

ኣብ ዝኾነ መረፃ ንምስታፍ ከም መራፂ ብመራፂነት ምዝገባ ቅድመ ኩነት እዩ። ሓደ ሰብ ብመራፂነት ንምምዝጋብ ዘብቅዑ ዘድልዩ ሰነዳት ብመረፃ ሕጊ ከከም ኣድላይነቱ ብቦርድ መረፃ ዝርዝር መምርሒ የቕምጡ፡፡ ሓደ ሰብ ብመራፂነት ኣብ ሓደ መረፃ ጣቢያ ምምዝጋብ ዝኽእል ሓንሳብ ጥራሕ…

ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝገበርናዮ ዑደት ኣዝዩ ተስፋ ውሃቢ ምንቅስቃስ ዝተረኣየሉ እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝገበርናዮ ዑደት ኣዝዩ ተስፋ ውሃ ምንቅስቃስ ዝተረኣየሉ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ጌታቸው ረዳ። ኣይተ ጌታቸው እዚ ዝበሉ ኣብ ዞባታት ወለጋ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት…

ሓረስቶትና የፍርዩ ጥራሕ ኣይኮኑን ዘለዉ፤ ካብ እታዎታቶም እውን ዋጋ የፍርዩ ኣለው -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓረስቶትና የፍርዩ ጥራሕ ኣይኮኑን ዘለዉ፤ ካብ እታዎታቶም እውን ዋጋ የፍርዩ ኣለው ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳ ገፆም ኣብ ዘስፈርዎ ፅሑፍ፤ ኣብ ምንቅስቃሳት ስራሕ…

መበል 89 ለካቲት 12 ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያውያን ብኣይስዓርን ባሃላይነት ፅንዓት ዝተረኣየሉ መበል 89 ለካቲት 12 ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ስድስት ኪሎ ዝርከብ ሓወልቲ ሰማእታት ተኸቢሩ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣኸባብራ ሓርበኛታት ኣቦታትን ኣዴታትን…

ከባቢታት ምዕራብ ኦሮሚያ ኣብ ዓውዲ መዓድን ልዑል ኢንቨስትመንት ናይ ምስሓብ ዓቕሚ ኣለዎም – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከባቢታት ምዕራብ ኦሮሚያ ብሃፍቲ ተፈጥሮ መዓድን ዝተዓደሉ ስለዝኾኑ ኣብቲ ዓውዲ ልዑል ኢንቨስትመንት ናይ ምስሓብ ዓቕሚ ኣለዎም ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፡፡ ፋብሪካ መሕፀቢ እምኒ ፈሓም ኣርጆ ብቀዳማይ ሚኒስትር…

ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣርጆ ዲዴሳ ንኣገልግሎት እንትበቅዕ ሕርሻ ዘሻግር ክኸውን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣርጆ ዲዴሳ ንኣገልግሎት እንትበቅዕ ፃዕሪታት ሉኣላዊነት ምግቢን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሓረስቶት ብምጥቃም ሕርሻ ዘሰጋግር ክኸውን ኢዩ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ…