ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ መበል 81 ዓመት ዓወት በዓላ ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ሞስኮ ተኽብር ኣላ mizan mekonen May 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩስያ ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ኣብ ልዕሊ ናዚ ጀርመን ዓወት ዘመዝገበትሉ መበል 81 ዓመት ዓወት በዓላ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓት ተኽብር ኣላ። እቲ በዓል ኣብ ዋና ከተማ ሞስኮ ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ብዝተፈላለዩ ወታደራዊ ምርኢታት…
ስፓርት ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም mizan mekonen May 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ አትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም፡፡ እዚ ውድድር ኣብ ርእሰ ከተማ ጋና ኣክራ ካብ 4 ክሳብ 9 ግንቦት 2018 ዓ.ም.ፈ ክካየድ እዩ። ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣክቲቪዝም ምስ ረብሓ ዝተሓሓዝ ጉዳይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራዊ ኣንቃሓይ ምዃን (ኣክቲቪዚም)ምስ ረብሓ ዝተሓሓዝ ጉዳይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጫፍ ዝሓዙ ኣተሓሳስባታት መወዳእተኦም ኣይፅብቕን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፖለቲካዊ ይኹን ሃይማኖታዊ ወይ እውን ብኻሊእ ኣተሓሳስባ ጫፍ ዝሓዙ ዋልታ ዝረገፁ ኣተሓሳስባታት ክውገዱ ይግባእ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ''…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠታት ሞያኦምን ሕጊን ብኸመይ ክኽተሉ ከምዘለዎም ክፈልጡ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋዜጠታት ሞያኦምን ሕጊን ብኸመይ ክኽተሉ ከምዘለዎም ክፈልጡ ይግባእ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ''ዕቤት ሚዲያ ንህንፀት ያታ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ሚዲያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝቐረቡሉ ሽመታት ፅዲቑ፡፡ ብመሰረት እዚ 1ይ. ኣይተ ሚሊዮን ማቲዎስ - ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰላምን ዕቤትን ሱዳን ከም ቀጥተኛ ስግኣት ትምልከት ግብፂ Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብፂ ሰላምን ምዕባለን ሱዳን ከም ቀጥተኛ ስግኣት ኢያ ትመለከቶ ኢሎም ሱዳናዊ ፀሓፊን ተንታኒን ናስር ሳቲ (ዶ/ር)። ኣብዚ ሰሙን ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘልዐለቶ ክሲ ስዒቡ ሱዳናዊ ፀሓፊ ናስር ሳቲ (ዶ/ር) ኣብ ሞንጎ ሱዳንን ግብፂን ዘሎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሩስያ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ 13 መዓርፎ ነፈርቲ ኣገልግሎት ተቋሪፁ Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡባዊ ሩስያ ከተማ ሮስቶቭ ኦን ዶን ኣብ ዝርከብ ህንፃ ምምሕዳር በረራታት ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ዝኾነ ይኹን መጉዳእቲ ከምዘይበፅሐ ሚኒስቴር ትራንስፖርት እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ብምክንያት መጥቃዕቲ ዝተቋረፀ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዝቐርቡለን ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህባ ኢየን፡፡ እቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ምግራባዊ ዝኾነ ትግበራ ዝጠልብ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ … Gebremariam Weldegerima May 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ስነ ምግባራዊ ብዝኾነ መገዲ ክድገፍን ክምራሕን ኣለዎ። ፈላማይ ጉባኤ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሪካ (ASMIS-2026) ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ "ፅዕንቶ ፈጠርቲ ንዝሐሸት ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…