ስፓርት ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻ ንርባምንጭ ከተማ 3 ን 2 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ወላይታ ድቻ መሳይ ሰለሞን (ክልተ) ን ሙሉቀን ኣዲሱን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት…
ስፓርት በርንሌይን ኣስቶንቪላን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima May 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ በርንሌይን ኣስቶንቪላን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ናይ በርንሌይ ሸቶታት ኣንቶኒን ፍሌሚንግን እንተመዝግቡ፤ ብወገን ኣስቶንቪላ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናሩ ክቕፅል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናሩ ክቕፅል ኢዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ብልዕሊ 3 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኦሲስ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣክራ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima May 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ጋና ኣክራ ኣቲዩ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር ካብ 100 ክሳብ 10 ሺኽ ሜትሮ ኣብ ዘለዉ ናይ ርሕቐት ውድድራትን ናይ ሜዳ ተግባራት ከምኡ እውን 20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ክሌማዊ ለውጢ ንፅዋዕ ዓለም 2026 … Gebremariam Weldegerima May 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፀጋሚ ኩነታት ኣየር ንኽካየድ ሒደት እዋናት ንዝተረፎ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2026 ፈተና ክኸውን ከምዝኽእል ተሓቢሩ። እቲ ውድድር ኣብ ዘተኣተናግዳ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዘሎ ክሌማዊ ለውጢ ብልዑል ሙቐት፣ ነጎድጓዳማ ዝናብን ሃልሃልታ ሓዊን…
ስፓርት ዌስትሃም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ንዘይምውራድን ፅዋዕ ንምዕታርን … Gebremariam Weldegerima May 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ምሸት ሰዓት 12፡30 ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ። ኣርሰናል 76 ነጥቢ ብምእካብ ነቲ ሊግ እናመርሐት እንትትከውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረባሕነትን ቁልፊ ውሳነ ወሃባይነትን ደቂ ኣንስትዮ ንኽረጋገፅ ሰሪሕና ተሳኺዑልና ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ተረባሕነትን ቁልፊ ውሳነ ወሃባይነትን ደቂ ኣንስትዮ ንኽረጋገፅ ሰሪሕና ተሳኺዑልና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ እንኳዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ደቂ ኣንስትዮ ስሳተፋሉ ምንቅስቓስ ጎስጓስ መረፃ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፓርቲ ብልፅግና ደቂ ኣንስትዮ ስሳተፋሉ ምንቅስቓስ ጎስጓስ መረፃ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብታ ከተማ ተረባሕነት ዜጋታት ንምርግጋፅ ዝተሰርሑ ዓበይቲ ተግባራት ተጋዊሖም። ብፍላይ ድማ ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን መሰረት ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ክኸውን ይምነ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen May 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን መሰረት ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ክኸውን ይምነ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ስነ-ስርዓት በዓለ ሲመት ዝምረፁ ፕሬዝደንት ጅቡቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ተዛትዮም mizan mekonen May 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁን ሁዋን ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምትግባር ንምቅልጣፍን ዘጋጠሙ ብድሆታት ብሓባር ንምፍታሕን ኣብ…