መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ነበር ፕረዚዳንት ናይጀርያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆን ተዛቲዮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ክልቲኦም ወገናት ብዛዕባ ዞባዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት…