ፌደራል ፖሊስ ንስግኣታት ፀፅታ ብልዑል ብቕዓት ንምምካት ድሉው እዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ንስግኣታት ፀፅታ ብልዑል ብቕዓት ብምፍሻል ሰላም ሃገር ንምርግጋፅ ድሉው እዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፡፡
ስትራቴጂካዊ ኣመራርሓን ላዕለዎት መኮንናት ፖሊስን ፖሊስ ፌደራል ኣብ…